News

ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ፍራንክፎርት

ንቀዳም 11 ታሕሳስ 2010 ብምኽንያት መበል 60 ዓመታት ኣዋጅ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል፡ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር ቆጺርና ኣሎና። ኵሎም ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ግዝኣት ህግደፍ ንናጽነት ሰባዊ መሰልን ኤርትራ ዝቃለሱ ፖለቲካዊ ውድባትን በርገሳውያን ማሕበራትን ውልቀ ሰባትን ኣብ‘ቲ ተመዲቡ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ንኽትመጹ ንዕድም።

ኣህዛብ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ኣስካሕካሒ ዲክታቶርያዊ ግዝኣት ይሳቐዩ  ብምህላዎም  ተቓውሞና ንምርኣይ ብብዝሒ ንኽትካፈሉ ንሓትት።

ኣብ ፍራንክፎርት ዝካየድ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ካይዘር ስትራሰ ፊት ሃውብት ብንሆፍ ስለ ዝጅምር ብኣግኡ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ክትርከቡ ብትሕትና ንሕብር።

ሰላማዊ ሰልፊ ዝጅመረሉ ሰዓት 1100

ኣዳላዊት ሽማግለ ሰላማዊ ሰልፊ

ኤርትራውያን ፖለቲካዊ ሰልፍታትን በርገሳዊ ማሕበራትን

21.11.2010

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top