News

ኮምሽን ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ሕ.መ.ኣ. ናይ መጨረስታ ኣርባዕት ስተይታት ክብጽሕ’ዩ

ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ክልተ ሰሙናት፡ ኮምሽን ሰሜን ኣሜሪካ እቲ ናይ ጎስጓስ መድረኽ ደምዲምካ ናብ ናይ ስነጽሑፍ ክትዓት መድረኽ ንምእታው ናይ መጨረስታ ኣርባዕተ ስተይታት- ሚነሶታ፡ ደቡብ ዳኮታ፡ ስሜን ካሮላይናን ኢልኖይን ክበጽሕ’ዩ። እዚ ጽባሕ ቀዳም ጥሪ 29, 2010 ዝጅምር ኣኼባታት’ዚ፡ ኣብ ሰይንት ፖል ሚነሶታ ዝጠቓለል እንተላይ ንኤርትራውያን ዸቡብ ዳኮታ ዘማእከለ ክኸውን እንከሎ፡ ነዚ ሓባርን መሃርን ዝኾነ መድርኽ’ዚ ንምስታፍ ኩሎም ንመስርሕ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝቃለሱ ኤርትራውያን ብኽብሪ ንዕድም።

ዕለት- ጥሪ 19, 2020

ጊዜ- ሰዓት 2:00 ደሕሪ ቀትሪ

ኣድራሻ -1821 University Ave. West, St. Paul MN 55104

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top