News

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ሽወደን ንቀዳም ዕለት 29/01/2011 ብብጻይ ኣሕመድ ሙሓመድ ናስር ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካልን ብጻይ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ዝምድናታትን ግ.ሃ.ድ.ኤ ዝምራሕ ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሎም ኤርትራውያንን ብኤርትራ ዝግደሱን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባና ብዛዕባ ህልዊ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ምዕባሌታትን ሃገራዊ ጉባኤ ንምክያድ ዝግበር ዘሎ ጻዕርታትን ብሰፊሕ ክዝቲ ምዃኑ ድማ ንሕብር።

ኣኼባ ዝካየድሉ ቦታ፡ Kista träff

ኣኼባ ዝካየደሉ ግዜ፡ 14.00 – 18.00

ብድሓን ምጹ!

ሽማግለ ጨንፈር ግ.ሃ.ድ.ኤ

ሽወደን

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top