ወይ ተንኮል ክፍኣት ግብሪ

መርበብ ሓበሪታ ከፊቶም ሓቂ ንኸምስሉ

ጥምቀት ተንኮል ተገይሩ ሽም ክደልዩሉ

ብህ.ግ.ደ.ፍ ተመርጸ ሽም ደቀባት ተባሂሉ

ብምርኩስ ተቓውሞ ኣይ ውሓደን ዘታለሉ

ወይ ተንኮል ክፍኣት ግብሪ

ኣብ ክንዲ ክብረት ሓሳር ዝመርጹ

ጽረ ተቓለስቲ ተዋፊሮም ዘቋላሙጹ

ኣየ ውርደት ቃላት ህግደፍ ዘዳምጹ

ንተቓላሳይ ብንያም ፍጹም ኣካፊኦም ዝገልጹ

ወይ ተንኮል ክፍኣት ግብሪ

ዘርጊ ንተቃለስቲ ኣብ ባንዴራ ኢትዮጵያ ሲኢሎም

እሞ ኽኣ ንብንያም ባዕሎም ተፈዲሖም ጸይቕሎም

እንቛዕ በርሁልና ተቓወምቲ መሲሎም ኣታሊሎም

ተንኮል ህግደፍ ዘጠሞቕም ደቀባት ዳት ካም ተባሂልም

ወይ ተንኮል ክፍኣት ነገር

ብንያም ፍጹም ብጻይና ንለውጢ ዝቃለስ ገንዘብን ድኻሙን ዝረኣና

ኣብ ጉኒ ሓርበኛታት ደለይቲ ለውጢ ተሰሪዑ ምሳና ብቅንዕና

ኣብ ባንዴራ ኢትዮጵያ ምስቃልኩም መንነትኩም የዔሪና ፈሊጥና

ቃል ህግደፍ ዝብሎ ወያነ ሓሙሻይ መስርዕ ብስእሊ ገልጽክምልና

 ወይ ተንኮል ክፍኣት ነገር  

ብጹኑዕ ተቓላሳይ ብንያም ፍጹም ኢርትራና ዳት ካም ኣቢሉ 

ንስለ ፍትሒ ዕርቓን ህግደፍ ዘቃልዕ ኩሉ ኣብታ መርበቡ ኣሎ

ደቀባት ዳት ካም ክኣ ተልእኾ ህግደፍ ከማልእ ተዓጢቑ ኣሎ

ራዛ ናይ ጎይቱኡ ሓዛ ንተቓለስቲ ወሓለታት ናይ ቅብኢ ጸሎሎ

ወይ ተንኮል ክፍኣት ነገር

ኩቡራት ተዓዘብቲ እዞም ሰባት እዚኦም ተቓለስቲ መሲሎም ንዓይ  ንገብሪሂይወት ዓሸራ                              

ኣብ መርበብ ናቶም ኣትየ ኣንጻር ተቓወምቲ ዝተጻሕፈ ከይሪኢ እሞ መልሲ ንኸይ ይህብ  ተባሂሉ ናብ መርበቦም ካቱ ከለኹ ኩሉ ሲስተም ኮፒተረይ ከም ዝጠፍእ ገይሮም ጸይቆምለይ እዚ ቅድሚ ምግባሮም ዝኣለምዎ ተንኮል ናብ ኢመል ናተይ ዝሰደድዎ ቢኢዶም ዝተጻሕፈ ከም ዘሎዎ ኣብ ፋይል ኣስፊረዮ ዝነበርኩ ኣብ ታሕቲ ንመልከት       

   ናባይ ዝሰደድዎ

Subj:  MEZECHACHERY       

Date:  2/26/2005 2:57:18 AM Pacific Standard Time         

From: gegertab@gmx.net

To: Jebhaabaiy@aol.com

Sent from the Internet (Details) 

SELAMAT HAWNA ABUASHERA!

KEMEY ALOCHA?

BETI KULU NHAGERKA BHABON BTIBAATN ETMIKITO ZELOCHA ENA AMESGENAKA;

BDHIRI HIJJI FQADEGNA ENTEDEA KONKA TZHUFATKA BEZI E-MAIL gegertab@gmx.net

abilka kitliekelna nimihtzinneka..

MECHNIATU ABTI WEBMASTER DEKEBAT BZUHAT TZELAETI VIRUS ENASEDEDU YIRIBISHUNA

SLEZELEWU BZUH TZHUFAT YITEFANNA SLEZELO;:::BEZI PRIVATE E-MAILZI SIDEDELNA

ICHA::ETI MISTIR GIN KITHIZO NLIMINEKA::

AHWATKA DEKEBAT

  ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ ዝሑፈይ ብወገነይ ዝወሰድኩዎ ምርጫ ይእረሙ ይኾኑ ኢለ ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ በታ ምስጢራውት ኢመል ዝብኒ ጌረ ነታ ዝሰደድዋ ጽሕፍቲ ኣብ ርእሲኣ ዝሃብኩዋ መልሲ ንርኤ።

  o³²ï‰êM ¢Igq …mk Fk鉍êM    †}oqMD[é

   Ãêmki {§T …mk ›o|‘éGí dhF[ï mkH}\† ‹}[XI MŠú| ጥVI †¢ ›…M}  ‘mk\§©ö |q‰êM L—Å ‹qX²é·ê –kï ²ó³ „ï£

From: Jebhaabaiy@aol.com                            

 To:  gegertab@gmx.net 

      SELAMAT HAWNA ABUASHERA!

KEMEY ALOCHA?

BETI KULU NHAGERKA BHABON BTIBAATN ETMIKITO ZELOCHA ENA AMESGENAKA;

BDHIRI HIJJI FQADEGNA ENTEDEA KONKA TZHUFATKA BEZI E-MAIL gegertab@gmx.net

abilka kitliekelna nimihtzinneka..

MECHNIATU ABTI WEBMASTER DEKEBAT BZUHAT TZELAETI VIRUS ENASEDEDU YIRIBISHUNA

SLEZELEWU BZUH TZHUFAT YITEFANNA SLEZELO;:::BEZI PRIVATE E-MAILZI SIDEDELNA

ICHA::ETI MISTIR GIN KITHIZO NLIMINEKA::

AHWATKA DEKEBAT

ዝኸበርኩም ብጾት ተኻታተልቲ ጽሕፈይ ኣብ ርእሲ መራሕቲ ኪዳንን ኣብ ርእሲ ንጹሃት ተጋደልትን ዝገብሩዎ ዘለዉ ከገርመና የቡሉን ሕሉፍ ሓሊፎም ንብጻይ ቢንያም ድማ ኣብ ባንዲራ ኢትዮጵያ ሰቒሎሞ ምስ በሉኒ  ስሒቐ  ምኽንያቱ ንብንያም መንነቱ ንሕና ኢና ንገልጾ እምበር ስዓብቲ ህግደፍ ክንእዱና ኣይንጽበን ብጻይ ገዛኢ ክዳነን ብጻይ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፍሊፖ) ዛኣክል መልሲ ስለ ዝሃብሉቡ ኣብናይ ወፍሪ ጸለመ ወብሳይድ ቅርንጫፍ ህግደፍ ደቀባት ዳትካም ኣትየ ግዚኹምን ግዝየይን ከቃጽላይደልን  ኣብዚ ንቕድመይ ከማሓላልፎ ዝደሊ  ንጅግና ተቓላሳይ ብጻይ ብንያም ፍጹም  ማዕረ ክንደይ  ብርቱዕ ተቓላሳይ ከም ዝኾንካ ኣብ ጎኒ ዉጹዕ ህዝብና ደው ኢልካ ኣንጻር ጭኮና ስለ ዝመከትካ ንፈተውትኻ ጸባ ዘስተኻ ንጸላእትኻ ደም ዘንባዕካኻ ሓርበኛ ምዃንካ ተመስኪሩልካ ኢዩ። ዛማኻ ንኽትረክብ ድማ ርሑቕ ኣይ ክኸውንን እዩ።

         ብኽብሪ የነስግን  ንግርማይ ኪዳነ (ውዲ ፍሊፖ) ብኽብሪ የመስግን ንገዛኢ ኪዳነ 

     በዚ ጉዳይ እዚ ጉቡእ መልሲ ምሃብኩም እሱዩ እቲ ብጻይነት እሱዩ ብጻያዊ ተቃውሞ ዕርዲ ምክልኻል ንሓቂ ሸለል ኢልኩም ስለ ዘይ ሓለፍኩም እንደገና ክብሪ ተዓደሉ ክንዕወት ኢና ብሓንሳእ ኣብ ተቓውሞ ቃልስና ጎኒ ንጎኒ እና ሶጎምና መርበብ ሰለላ ማዕከን ህግደፍ

እና ለኻዕና ክንዕውት ኢና። 

                    ክብርን ዝኽርን ንስዉኣትን ንስንኩላትን

                   ዕንወትን ፍሽለትን ንህግደፍን ንሉኡኻቱን

                           ካብ ገብሪሂይወት (ኣቡዓሸራ)

Short URL: https://english.farajat.net/?p=2151

Posted by on Jun 17 2005 Filed under Articles. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net