News

ሃገራዊ ሳተላይት ተሌቪዥን ሱዳን ብዛዕባ ኤርትራዊ ስደተኛታት ዶኩመንታሪ ፊልም ተመሓላልፍ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር  
ሰነ 27, 2005
ካርቱም  

ሃገራዊ ሳተላይት ተሌቪዥን ሱዳን ብዛዕባ ሕሰምን ጠንቅታትን ኤርትራዊያን ሃገሮም ገዲፎም ናብ ዝተፈላለይ ሃገራት ብፍላይ ናብ ጎራብቲ ሃገራት ንኽሃድሙ ዘገደዶም ዘርእይ ዶኩመንታሪ ፊልም ምምሕልልፍ ክትጅምር እያ።እቲ ዶኩመንታሪ ፊልም፡ ኤርትራዊያን መንእሰያት ብዛዕባ እቲ ዘስካሕክሕ ዘጋጠሞም ታሪኽን ሓደጋታትን ናብ ሪፓፕሊክ ሱዳን ንምእታው ብዓሎም ዘዘንትውሉ፡  ሃገራዊ ሳተላይት ተለቪዥን ሱዳን ካብ ሰነ 28, 2005 ድሕሪ ዜና ብኣቁጻጽራ ሱዳን ሰዓት 10.00 ድ.ቐ. ኩሉ ግዜ ሰሉስ ተከታታሊ መደብ ከተመሓላፍ እያ።

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top