ብዓል ሓደ መስከረም ኣብ ኦኩላንዲ ብዕለት 16/9/2006 ዝተገብረ ሓጺር ጸብጻብ ንተኻታተላይ

ብመሰረቱ ተቓወምቲ ኣካላት ብዓል ሓደ መስከረም ብሓደ ኾይኖም ኣብ እዋኑን ዕለቱን  ግዚኡን ክባዓዕል እዩ ተወሲኑ ነይሩ፡ እንተ ኾነ ግን ኣብ እዋን ምዓልቲ ሓደ መስከረም መርዓታት ኣካታቲሉ ስለዝነበረ ተቓወምቲ ኣካላት ነዚ መርዓታት እዚ ሓደ ዕማም ናይ ሕብረተሰብና ስለ ዝኾነ ተባሂሉ ብ’ኣኽብሮትን ኣተኩሮትን ተገንዚቡ ናይ ሕብረሰቡ መደባት ዕውት ንኽኸውን ንኽቡር መስዋእትነት ተኸፈሎ ብዓል ሓደ መስከረም ካብ ጽቡቕ ድልየቶም ተበጊሶም ንኽልተ ሰሙን ንድሕሪት ክመትዎ ተገዲዶም።

 እዝኹሉ ለጋስን ሓላይን ሓሳብ እናሃለወ ኣንከሎ ዘይ ፈለጥናዮ ኣብ ርእሲ ባዓል ሓደ መስከረም ዘዳለናዮ ክልተ መርዓ ነይሩ ኣብ ሳፍራንሲስኮን ሳኖዘን እዚ ውራያት ኣብ ራሲ ውራያት ንባዓል ሓደ መስከረም ከምቲ ምድላውን ምቅርራብን ዝገበርናሉ ኣይኮነን እቲ ጽብቕ ግን ብዓል ሓደ መስከረም ብግዱሳት ከይ’ተረግጸት ምሕላፋ ሓበን ኮይኑ ተሰሚዕኒ።

ኣብ ኣኼባ ኣባል መሪሕነት ናይ ግ.ሃ.ድ.ኤ ብጻይ ዓብደላ ኣድም ዝቆመት ሽማግለ  ነቲ ብዓል መሪሓቶ ሓው ግርማይ ቐሺ ሓው ኣማረን ሓው ኣስመሮም በርሄን ነቶም ምስ’ኦም ተመርጹ ሽማግለ ዎኪሎም ኣብ ቅድሚት ኮይንም ሰለስቲኦም ህሉው ክነታት ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ከመይ ዝበለ ሃዋሁ ይርከብ ታራናኸ ኣንታዩ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ሽግር ሃገርን ህዝብን ብሕጽር ዝበለ ጽማቅ ኣቕሪቦም።

       ኣፍቲ ብዓል ሓርበኛታት ተሳሳተፍቲ ድክመታት ተቃወምቲ ክገብር’ዎ ዘለዎም ኣተንቢሆም ከም’ኡውን ሃናጺ ዝኾነ ሪኢቶታት ነይሩ፡ብድሕሪዚ ናብ ባህላዊ ጸውታ ኣቲና

 
ኣይ ንሓደን ንኹሉኹምየ ደቂ ኤረይ ከመለኹምየ

       ኣይ ንሓደን ንኹሉክምየ ንባዕል መስከረም ዘብዓኩምየ

     ነውሰከፍ ተኻፋላይ ብዓል መስከርም ውሒድና ከይ በለ ሓደ ክንዲ 10

    ኾይኑ ንስራሓትን ንውጭታትን ብዘይ ስክፍታ ብዓልና ኣማዕሪግናዮ

ብዓል ምጅማር ብረታዊ ቃልስናነዝዩ ዝመስል ነይሩ።

Short URL: https://english.farajat.net/?p=3308

Posted by on Sep 19 2006 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net