Notices

መጸዋዕታ ንህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሸፊልድ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንኹሎም ኤርትራውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ዝኾንኩም ተቐማጦ ከተማ ሸፊልድን ከባቢኡን ብዛዕባ ዝሓለፉ ንጥፈታትን ዝተሰላሰሉ ዕዮን ካብ ዕማማት ኮሚሽን ንቀዳም 30/04/2011 መብርሂ ክወሃብ ስለ ዝኾነ ኣብዚ ኣኼባ ክትርከቡ ትዕደሙ ። ከም ‘ውን ሓደስቲ ምዕባለታትን ናይ ኩነታት ኤርትራን እቲ ኮሚሽንን እንኮላይ ሓፈሻዊ ጸብጻብ ናይ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡን ናይ ዝመጽእ ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ተሓንጺጹ ዘሎ ናይ መጻኢ መደባትን ካልእ ንተቐማጦ ከተማ ሸፊልድን ከባቢኡን ዝምልከት ንተራን ግደን ናይ ምትሕግጋዞም ምስ  ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ዝምልከቱ ኣርእስታት ክዝረበሎሚ ኢዩ።

ቦታ

VESTRY  HALL

2 Burngreave Road

Sheffield

S3 9DD

 

ግዜ፣ ካብ ሰዓት 2፣00 ድ.ቀ. ክሳብ ሰዓት 6፣00 ድ.ቀ.

ስለዚ ሓደራኹም ልክዕ በዚ ኣብ ላዕሊ ሰፊሩ ዘሎ ግዜን ቦታን ክትርከቡ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

 

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top