Notices

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንሰንበት ዕለት 15/05/2011 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኣብ ስቶክሆልምን ከባቢኡን ዝነብሩ ግዱሳት ሃገራውያን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባና፡ ብኮሚሽን  ዝተሰላሰሉ ንጥፈታትን ንዝመጽእ ግዜ  ተተሊሞም ዘልዉ መደባትን ክዝቲ ኢዩ። ከምኡ’ውን ኣብ’ዚ ተመዲቡ ዘሎ ኣኼባ፡ መስርሕ ምዝገባ ደገፍቲ ምክያድ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ክጅምር ምዃኑ ብትሕትና ንሕብር።  

 

 

ዕለት፡

 

ሰንበት  15/05/2011

 

ቦታ፡

Studiefrämjande Sundbyberg,

Esplanaden 3C

 

ግዜ፡

 

ሰዓት 14፡00

 

ብደሓን ምጹ!

ኤርትራዊ  ሃገራዊ  ኮሚሽን ንዲሚክራስያዊ ለውጢ

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top