Notices

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ተሓጋጋዚት ሽማግለ ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ከተማ ስቶክሆልምን ከባቢኣን፡ ብዛዕባ ከምይነት ሱታፌ ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢን ሕጹያትና ንምቕራብ ብዝምልከትን፡ ከምኡ’ውን ምስ ሃገራዊ ጉባኤ ዝተኣሳሰረ ካልእ ጉዳያትን ንምዝታይ ክልተ ኣገደስቲ ኣኼባታት ኣዳሊያ ምህላዉ ብምሕባር ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ኣብ’ዘን ተመዲበን ዘለዋ ኣኼባታት ንክሳተፍ ብክብሪ ትዕድም።

 

ቀዳማይ ኣኼባ፡

ቀዳም ዕለት 24/09/2011

ሰዓት 14.00 ድ.ቀ.

ቦታ፡ ABF Hallonbergen

ካልኣይ ኣኼባ፡

ቀዳም ዕለት 01/10/2011

ሰዓት 14.00 ድ.ቀ.

ቦታ፡ ABF Hallonbergen

 

 

ብድሓን ምጹ !

 

ተሓጋጋዚት ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን

ስቶክሆልም – ሽወደን       

 

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top