ኣገዳሲ ሓበሬታ

ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን ንዶክተር ማሓመድ ጣህር ካብ ሽወደን ዓዲሙ
ነዞም ኣብ ታሕቲ ተጠቒሶም ዘለዉ ዛዕባ ገይሩ ንጅምዓት ዕለት 13.04.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (11፡00 ናይ ምሸት ብናይ ኣስመራ ኣቆጻጽራ) ምሳና ከተምሲዩ ብትሕትና ይዕድመኩም። ብዳሓን ምጹ!

ዛዕባታት

1. ሓበረታ ብዛዕባ ላዕለዋይ ክፍሊ-ትምህርቲ (ዩኒቨርስቲ) ምርጫጫት ንኤርትራውያ መንእሰያት
2. ሓበረታ ንወለዲ, ንደቆም ኣብ ትምህርቶም ዝሕግዙሉ መገድታት
3. ሽግራትን ኣፉታትሕኡ ብዛዕባ ኤርትራውያ መንእሰያት ካብ ትምህርቶም ዘቓርጹ
4. ኣብ ስሉስ-ዓለም ዘሎዉ ኤርትራውያ መንእሰያት ትምህርቶም ኣብ ኣውሮፓ ዝቅጽሉሉ መንገድታት
5. ርእይቶታት ብዛዕባ ኤርትራውያ መንእሰያት ትምህርቶም ኣብ ኣስያ ዝወድኡ
ኣመሓደርቲ
09.04.2012

Short URL: https://english.farajat.net/?p=6872

Posted by on Apr 11 2012 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net