ርሑስ በዓል ፋሲካ

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቛዕ ናብ በዓል ፋሲጋ ኣብጽሓኩም ይብል።

በዓል ፋሲካ ኣብ መንጎ ህዝብና ፍቅርን ሰላምን ስኒትን ራህዋን ዘደልድል ንኽኾነልና ድማ ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ
14/4/2012

Short URL: https://english.farajat.net/?p=6897

Posted by on Apr 17 2012 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net