ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሃምቡርግ


ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ሃምቡርግ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።

ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ
• መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን
• መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ
• ምምራጽ ህዝባዊት ሽማግለ

ዕለት፡ ቀዳም 09/06/2012
ግዜ፡ 14፡00 – 18፡00
ቦታ፡
„INTERKULTURELLE BEGEGNUNGSSTÄTTE“
HALLERSTR. 5
20146 HAMBURG

ብደሓን ምጹ!

ኣወሃሃዲ ሽማግለ ዞባ ኤውሮጳ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያው ለውጢ
ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=7163

Posted by on May 30 2012 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net