ሙንተዳ ጀበርቲ ናይ መራኸቢ ቡዙሓን ንገዲም ተጋዳላይ ኣቶ ኑሪ ማሓመድ ዓብደላ ከጋይሽ እዩ!

ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን(Paltalk Rooma) ናይ ዓይኒ ምስክር ገዲም ተጋዳላይ ኣቶ/ ኑሪ ማሓመድ ዓብደላ ዓዲሙ ኣብቲ ናይ መጨረሽታ መድረኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ካብ 1975-1982) ክዛረብ፡ ንጅምዓት ዕለት 01.06.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (11፡00 ናይ ምሸት ብናይ ኣስመራ ኣቆጻጽራ) ምሳና ከተምሲዩ ብትሕትና ይዕድመኩም። ኤርትራውያን ተቐማጦ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን ብነጻ ክኣትዉ ይኽእሉ እዮም።
ብዳሓን ምጹ!

Short URL: https://english.farajat.net/?p=7170

Posted by on May 31 2012 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net