ናይ ሓዘን መ ልእኽቲ

ቀዳማይ ሚኒስተር አቶ መለስ ዜናዊ  ብዘጋጠ ሞም  ሕማ ም ናብ ሎሚ ንግሆ ዘውግሕ  ድሕሪ ፍርቂ ለይቲ ካብ ዓለምና ብሞት ተፈልዮም በዚ አጋጣሚ›ዚ ብስም ህዝቢ
ዓፋር ቀይሕ ባሕሪን ብስም ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ክንገልጽ ንፈቱ፡፡ ንመንግስትን መላእ ህዝቢ
ኢትዮጰያን ከምእ’ውን ንስድራቤት አቶ መለስ ዜናዊ ጽንዓት ይሃብኩም እንዳበልና ብሞት.ዚ ኩቡርን ደላይ ሰላምን ዕብየትን ዝነበረ
ዝተሰማዓና ሓዘን ክንገልጸልኩም ንፈቱ፡ አቶ መለስ ዜናዊ ናብ ቃልሲ ካብ ዝስለፉ ክሳብ ዕለተ ሞቶም ክዓርፍ ከይበሉ ንኢትዮጰያ
ካብ ተምረሖ ዝነበረት ጎደና ድኽነትን ዓጸቦን ብቡሱል ራኢን ብዉሕሉል አተኣላልያ ናብ ጎደና ልምዓትን ማ ዕርነትን ዲሞክራስን ዝመርሑ
ካብ ዝመርሑ ዝነበሩ መራሕቲ አፍሪቃን አብ ታሪኽና ሩኡይ ለውጢ ካብ ዘምጽኡ ናይ ጀጋኑ ጅግናን ናይ ሰላምን ልምዓትን መሪሕ ከምዝነበሩ
እዚ አብ ምድሪ  ኢትዮጰያ ዝርኤ ጉሁድ ተርእዮ ኢዩ፡፡ ንልዕሊ
80 ሚ ልዮን ህዝቢ ኢትዮጰያ ምስ ዝተፈላለየ ሕብረ ብሄራቱን ስምዒታቱን ተሳንዩ ክንብር ዝጻዓሩ ሓያልን መስተውዓልን ኩነታት ህዝቦምን
ህዝቢ ኤርትራን ከባቢናን አጻጺዮም ዝፈልዩ ዝነበሩ ናይ ብሓቂ ፍሉይ ናይ ካባቢና መሪሕ ኢዮም ነሮም፡፡ በዚ አጋጣሚ ›ዚ ህዝብን
መንግስትን ኢትዮጰያ ሙ ሉእ ሰላም አብ ከባቢና ንኽረጋገጽ አበርቲዖም ክሰርሑ ንላቦ፡፡ ደጊምና ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጰያ ጽንዓት
ይሃብኩም፡፡

 

ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ

21-08-2012

 

 

 

 

 

 

 

Red Sea Afar Democratic Organization,
Info.&Comm.Office

+251923705412(telephone)+251922177035
(telephone) +251912097006

(telephone), Email: rsado98@yahoo.com, Website:
– www.dahlak.org

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=7577

Posted by on Aug 22 2012 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net