ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ካስል/ጀርመን ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።
ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ
- መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን
- መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ
- ምምራጽ ህዝባዊት ሽማግለ
ዕለት፡
ቀዳም 13/10/2012
ግዜ፡ 13፡00 – 18፡00
ቦታ፡
„ Club Togoruba“
Gießberger Str. 23
34117 Kassel
ብደሓን ምጹ!
ኣወሃሃዲ ሽማግለ ዞባ ኤውሮጳ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያው ለውጢ
ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ





Comments