News

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ብጉዳይ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ደቡባዊ ካሊፎርንያ

ከም መቐጸልታ ናይቲ ብዕለት 22 ግንቦት 2010 ኣብ ከተማ ሳንድያጎ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣኼባ ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ንካልኣይ ጊዜ ህዝባዊ ኣኼባ ብምጽዋዕ ኤርትራውያን ተቐማጦ ደቡባዊ ካሊፎርንያ ናብ ሃገራዊ ዋዕላ ወከልቶም ካብ ህዝቢ ዝመርጽሉ መዓልቲ ቀዳም ሰነ 19, 2010 ከም ዝተቖጽረ ንኩሎም ኤርትራውያን ብሓበራ ነፈልጥ። ኣብዚ ኣኼባ’ዚ ኣገደስቲ ዛዕባታት ዋዕላን፡ ኣገባባቱን፡ ለበዋታትን ክንዝትየሎም ስለዝኾና ኩሉኹም ደለይቲ ለውጢ ዝኾንኩም ኤርትራውያን ኣብዚ ተመዲቡ ዘሎ ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ብደሓን ምጹ!

ንኡስ ሽማግለ ዋዕላ

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top