ኣገዳሲ ሓበሬታ መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን
ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሎንደን ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ
ናይ እግሪ ግዕዞ ካብ KINGS CROSS STATION ጀሚሩ
ክሳብ ኤምባሲ ኤርትራ 96 WHITE LION ST.
ንዓርቢ 22.02.2013
ካብ ሳዓት 12፡00 ( ፍርቒ ማዓልቲ )
ክሳብ ሳዓት 5፡00 ምሸት
ይኣክል ንውልቀ ምልኪ፡
ሕቶ ሕዝቢ ስርዓት ንምእላይ እዩ!
ንዝያዳ ሓበሬታ ፡
0782 87 46 825/ 0753 35 53 332
ወይ
Email : eym4change@yahoo.co.uk
Short URL: https://english.farajat.net/?p=8421