መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን መንበር ኣልሒዋር ኣልወጠኒ ( ፓልቶክ)


መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ፡ ሓው/ ዓብድልራሕማን ጣሃን ኣቦ-ወንበር ሰልፊ ከምኡውን ሓው/ ማሓመድ ሳልሕ ሓጎስ ምክትል ኣቦ-ወንበርን ሓላፊ ክፍሊ ዜናን ንቀዳም ዕለት 2 መጋቢት 2013 ካብ ሳዓት ትሽዓተ ናይ ምሸት ብኣቆጻጽራ ናይ በርሊን፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን መንበር ኣልሒዋር ኣልወጠኒ (ፓልቶክ ) ብዛዕባ ውጽኢት 2ይ ጉባኤ ሰልፍን፡ ሓድሽ ምዕባለ ሃገርናን ኣመልኪቶም መብርሂ ክህቡ ዓዲምናዮም ስለ ዘለና ኩልኹም ፈተውቲ ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብትሕትና ንዕድም።
ኣብ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕ ብነጻ ( ብዘይ ክፍሊት ) ምእታው ይካኣል እዩ!

Short URL: https://english.farajat.net/?p=8533

Posted by on Feb 26 2013 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net