ሓፈሻዊ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ዮተቦሪ

ንዕለት 16/03/2013 ዓ.ም ካብ ሰዓት ክልተ/ 14.00/ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ክሳብ ሰዓት ሓሙሽተ/17.00/ ብኣባላት መሪሕነት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝምራሕ ሓፈሻዊ ህዝባዊ ኣኼባ ተዳልዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ከተማ ዮተበርን ከባቢኣን ኣብቲ ኣብ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለት ዝካየድ ኣኼባ ንክሳተፍ ብኣኽብሮት ንዕድም።
ናይ’ቲ ዕለት መዛረቢ ዛዕባታት፡-
1. ሓፈሻዊ ህልው ኩነታት ሃገርና
2. 2ይን ሓድነታውን ጉባኤ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዘሕለፎም ውሳኔታትን፡ ናይ ስራሕ ውጥናትን፡
3. ብሕቶን መልስን ዝበርሁ ሃገራዊ ዛዕባታትን ኢዩ።

ኣድራሻ ናይ ኣኼባ፡ Bevärings gatan 9
ካብ Kiviberg ሓንቲ stop ሓሊፍካ ኢዩ።
መጎዓዝያ spårvagen ቁጽሪ 6,7,11 ኣለዋ።

“ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ!!”

ብድሓን ምጽኡ!!

ሽማግለ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
ጨንፈር ሽወደን

Short URL: https://english.farajat.net/?p=8577

Posted by on Mar 3 2013 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net