Articles

ስጉምቲታት ኣብ ልዕሊ ውልቀ-መላኺ: ምስ ኤርትራዊ ክዉንነት ኣዛሚዳ ተርጓሚት

ፍረወይኒ ሃብተማርያም

ኣቦይ ለባም ዝተባህለ ሓደ ፍላስፋ ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ንብዙሓት ሰማዕቲ መግለጺ ንኽህብ ኣብ ዝቐረበሉ ግዜ፡ እቶም ሰማዕቲ በብሓደ ካብኡ ርሒቖም ገዲፎሞ ክወጹ ረኣየ። ቁሊሕ  ኢሉ ንድሕሪኡ እንተ ጠመተ፡ ውልቀ-መላኺ ኣብ ድሕሪኡ ጠጠው ኢሉ ረኣየ። ውልቀ-መላኺ „እንታይ ኢኻ ድበልካ?“ ኢሉ እናኣፋጠጠ ሓተቶ፡ „ንዓኻ እየ ክውድሰልካ ጸኒሐ“ ኢሉ ድማ መለሰሉ።CREATIVE ACTION AGAINST DICTATORSHIP_ Translation by Freweyni Habtemariam_24.06.2014

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top