News

5ይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ

encdc eth 8 2014

ሎሚ ሶኑይ ዕለት 18-08-2014 ጀሚሩ

ሎሚ ዕለት 18-08-2014 ሰዓት 10 ናይ ንጉሆ ብኣቦ መንበር ፈ/ቤ ዶ/ር የሱፍ ብርሃነ ብወግዒ ዝተኸፍተ 5ይ ስሩዕ ኣኼባ ፈ/ቤ ኤሃባዲለ ንጭቡጥ ኣተሃላልዋ  ህዝብናን ሃገርናን ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ ንባይቶናን ጉዕዙን ክግምግምን ኣብ ዘጽድቖም ዝተፈላላዩ ኣጀንዳታት ክዛራረብን ንዝቕጽል መድረኽ ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣውጽኡ ኣኼብኡ ብዓወት ክዛዝም ትጽቢት ይግበር።

 

ክፍሊ ዜና ኤሃባዲለ

18-08-2014

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top