News

ርሑስ ዒድ ኣል-ኣድሓ ኣልሙባረክ

KEBIRE foundation logo

ብምኽንያት ርሑስ ዒድ ኣል-ኣድሓ ኣልሙባረክ ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን፡ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣመንቲ እስልምና ብፍላይ፡ ኣብ ኩሉ ክፍለ-ዓለማት ዝርከቡ ኣመንቲ እስልምና ድማ ብሓፈሻ እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም፡ ጾምኩሙን፡ ሰላትኩሙን ከምኡው’ን ካልእ ጽቡቕ ተግባራትኩም ረቢ ይቀብሎ እንዳበልና ጽቡቕ ምንዮትትና ንገልጸልክም።

 

ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ

201403/10/

kebireuk@gmail.com

 

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top