ዮሃና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብምኽነያት ርሑስ በዓል ዒድ ኣልኣደሓ

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ድማ ብፍላይ እንቋዕ   ናብዚ ርሑስ በዓል ዒድ ኣልኣደሓ ኣብጽሓኩም ይብል። ርሑስ በዓል ዒድ ኣልኣደሓ ንህዝቢ ኤርትራ በዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።

 

በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ነቲ ኣብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ኢድ ምትእትታው ብምንጻግ፡ ንኣዕናዊ ጸረ ህዝቢ ፖሊሲታቱ ብምቅዋም፡ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ንምውሓስን ምጥንኻርን ክጽዕሩን፡ ኣብ ሃገርና ሰላምን ፍትሕን ንምስፋን ንዝካየድ ዘሎ ደሞክራስያዊ ቃልሲ ኣብ ምድጋፍ፡ ዕዙዝ ተራኦም ክጻወቱን ይጽውዕ።

 

 

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን

03 ጥቅምቲ 2014

Short URL: https://english.farajat.net/?p=8942

Posted by on Oct 5 2014 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net