ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ አብ ሽወደን ንሰንበት ዕለት 19/10/2014 ቦ መንበርን አባላት ፈሻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ዝምእከል ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡

ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ኩሉ ደላይ ለውጢ ዝዀነ ሃገራዊ ንሳተ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባና ብዛዕባ ህልዊ ፖለቲካዊ ምዐባሌታት ሃገርናን ኩነታት ተቓውሞ ደምበ ብሓፈሻ፡ ኩነታት  ሃገራዊ ባይቶን ናይ ሓጺርን ነዊሕን መደባቱ ድማ ብፍላይ ብሰፈሑ ክዝተየሉ ምዃኑ ክንሕብር ደስ ይብለና።

ኣገዳስነት ናይ’ዚ ተመዲቡ ዘሎ ኣኼባ ብምርኣይ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ክሳተፉ ተስፋ ንገብር።

 

ኣኼባ ዝካየድሉ ቦታ፡ ሺስታ ትሬፍ  Kista Träff

ዕለት፡ ሰንበት 19/10/2014 ግዜ፡  14፡00

 

ብደሓን ምጹ!

 

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ

ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ሽወደን

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=8974

Posted by on Oct 16 2014 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net