NewsNotices

መኣረምታ : 8 መጋቢት 2015 ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ

 8 march women day

ኤርትራውያን  ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ጀርመን፡ ነዚ ናይ ሎሚ ዓመት ኣህጉራዊ መዓልቲ ብድምቀት ከብዕላ ተዓጢቐን።

 

8 መጋቢት 2015፡ ከም መንቀሊ ዕላማኣ ዕውቲ ኮይና ክትብዕል ክትነብርን፡ ንሕና ኣብ ጀርመን ንርከብ ናይ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራዊ ማሕበራትን፡ ውልቀ ሰባትን ብሓባር፡ ከም እሱር ማእዶ ዓመጽን ድሕረትን ክንብድህ ንብገስ ኣለና።ንሰን ድማ-

 

  • ነጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮኤርትራ ንሰላምን ዲሞክራስን ጨንፈር ጀርመንን:
  • ተበግሶ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመንን:
  • መርበብ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራን፡

ምስ ኩለን ንሓርነት ዝቃለሳ ኣሓት ብሓባር ክነብዕሎ ኣብ ምድላው ንርከብ።

 

በዚ ኣጋጣሚ፡  እተን  ኩለን  ንፍትሕን ሰላምን መሰልን-ማዕርነትን ዝቃለሳ ደቂኣንስትዮ፡ ኣብዚ ታሪኻዊ መዓልቲዚ ንኽሳተፋ ብክብሪ ንዕድም።

 

ቦታ በዓል: SAALBAU  Nied

Heinrich-Stahl-Straße 3

65934 Frankfurt-Nied

ዝጀመረሉ ስዓት15፡00 ክሳብ 22:00

 

ብዳሓን ምጻ

ናይ ሓባር ሽማግለ ብዓል

 

 

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top