መርድእ ዕረፍቲ፡ ወይዘሮ ኣበባ ሓጎስ

abeba hagos
ትማሊ ሰሉስ ዕለት 11.08.2015 ወይዘሮ ኣበባ ሓጎስ (ሓውቲ ጸሃየ ተኽለሃይማኖት)፡ ብዝወረደን ሕማም ምኽንያት፡ ኣብ ከተማ ኡልም ካብ‘ዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ።

ንቀዳምን ሰንበትን፡ ሓዘን ዝኻየደሉ ቦታ፡ ኣብ መናበሪ ቤተን ኣብ ክሎስተርሆፍ ቍ. 23፡ 89077 ሶፍሊንገን (Klosterhof 23, 89077 Söflingen) ክኸውን እዩ።

ናይ ቀብረን ስነ ስርዓት፡ ንሰሉስ ዕለት 18.08.2015፡ ሰዓት 10 ቅድሚ ቀትሪ፡ ኣብ ናይ ኡሉም ቀንዲ መቓብር፡ ሽቱትጋርተር ሽትራሰ ቍ. 121፡ 89075 ኡልም (Haubtfriedhof, Stuttgarter Straße 121, 89075 Ulm) ክካየድ ምዃኑ ንገልጽ።
ድሕሪ ናይ ቀብረን ስነ ስርዓት ከዓ፡ ስድራቤተን ኣብ ካቶሊኻዊ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ሚካኤል፡ ቨንገን ጋሰ ቍ. 8፡ ኡልም (St. Michael Katholische Kirche, Wengen-gasse 8, 89073 Ulm) ክርከቡ እዮም።
ስድራቤት
ወይዘሮ ኣበባ ሓጎስ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=9841

Posted by on Aug 16 2015 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net