Author Archive
Stories written by admin

Four Eritreans who worked in a public sector killed in Libya

Tripoli : Exclusive – Libya Today. The “Libya Today” newspaper learned from reliable sources that an Arab diplomat in Tripoli, who wants to remain anonymous, informed the newspaper that eighty four Egyptians and four Eritreans, who worked in a Libyan public sector (which the diplomat reserved to name it) were killed. They were executed after […]

First Migrant Boats From Libya Arrive In Italy

By XiaoBing 2011-03-28 09 (YTWHW.com) – A boat laden with African migrants from Libya arrived in Italy on Sunday and three others were on their way, the first such vessels to reach Europe since the start of the crisis in Libya. The boat, carrying 284 people, mostly Eritreans and Ethiopians, including 80 women and 12 […]

ምኽንያት ምምልላስ ወዲ ገራህቱ ንከተማ ሸፊልድ እንታይ ኢዩ?

ካልኣይ ክፋል ከመይ ትቕንዩ ኣሕዋትን ኣሓትን ደለይቲ ፍትሕን ዲሞክራስያዊ ለውጢን ኣብ ኤርትራ ዝኾንኩም? ብመጀመርታ ብምኽንያት ስራሕን መገሻን ካልኣይ ክፋል ጽሑፈይ ብእዋኑ ኣብ ግዚኡ ብዘይምቕራበይ ይቕሬታ እናሓተትኩ ንትሕዝቶ ጽሑፈይ ክትከታተሉ ብኽብሪ ይዕድመኩም። ንምዝኽኻር ዝኣክል ኣብ ቀዳማይ ክፋል ወዲ ገራህቱ ኣብ ፈለማ ኣኼብኡ ኣብ ሸፊልድ ከምቲ ዝሓሰቦ ኣይከደሉን። ዘይሓሰቦ ብድሆታት ኣጋጢምዎ ዕውንውን ክብል ዝተዓዘቡ ኰራኩር ህግደፍ ንሰዒድ […]

ኣውስትራልያ መልበርን ሎሚ’ውን ከምቀደምና

ኣብ ሓደ ግዜን ንተመሳሳሊ ዕላማን ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዓለም ዝረከቡ ኤርትራውያን ሰለማዊ ሰልፊ ንከካይዱ ዝወጸ ዝተወሃሃደ መደብ ኣብ ኣውስትራልያ መልበርን’ውን ትማሊ ቀዳም ዕለት 26/3/2011 ብውዕዉዕ መንፈስ ተኻይዱ። ኣብዚ ብብዝሒ መኣሰያትን ደቂ ኣንስትዮን ዝተሳተፍዎ ሓያል ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ትሕቲ፡ ህግደፍ ይደምሰስ ፍትሒ ይንገስ፡ እሱራትና ይፈትሑ፡ ኤርትራውያን ሰደተኛታት ቆላሕታ ይገበረሎም፡ ዝብሉ ጭርሖታት ብምልዓል ካብ መልበርን ላይብረሪ ተበጊሶም፡ […]

Pictorial report of the demonstration in Geneva – Switzerland

http://www.farajat.net/ar/12183

Hundreds demonstrate outside Eritrean embassy

An estimated 300 Eritreans took part in a seven-hour protest against human rights violations in Eritrea outside the Eritrean embassy in London last Friday. The demonstration was organised by Eritrean youths, who also formed the majority of participants. The protestors, some of whom arrived in busloads from Birmingham and elsewhere around the country, chanted for […]

EU to admit Africans from Libya

By Toby Vogel 24.03.2011 / 16:24 CET Member states and European Commission will meet tomorrow to discuss fate of thousands of Africans who have fled Libya. A number of Africans who have fled the violence in Libya but cannot return to their home countries may soon be allowed to travel to the EU, Cecilia Malmström, […]

ካልኣይ ዓመታዊ ጉባኤ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ

– ደምዳሚ ኣዋጅ – ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ካብ11 ክሳብ 13 መጋቢት 2011 “ንቕሎ ንሓድሽ ሓርነት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ካልኣይ ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣካይዱ። ጉባኤ ጸብጻባት ኣቦ መንበርን ሓለፍቲ ክፍልታትን ድሕሪ ምስማዕ፡ ኣብ ጸብጻባቶም ተሞርኪሱ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ኤርትራውያንን ህሉው ተራ መንእሰያትን፡ ኣብ መጻኢ ክህሉዎም ዝግባእን ዝኽእልን ተራን፡ ኣካይዳን መጻኢ መደብን ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ኣመልኪቱ […]

…²ª[ï …ኼl }ኹDêም „íXqVውያን …mk mkUጣ}¥

oH³³sïq aL´D D}©}: }‰êDê ም „íXqVውያን ochLጦ mkUጣ}¥ }—Dq 10¢Šoñq, 2011 |§ B›kï ሐፋሻዊ …ኼl mkኽ•mkU q—©öM;— ከምኡ እውን አብ አዲስ አበባ ዝተገብሟ አኼባ ሐበሬታ ምሃብን EL ናይዚ አኼl aL´D ሐበሬታ ብዛዕባ ናይ oH³³sïq aL´D D}©} ጎስጓስM] ]VH }MFE§}ክኸውን እንከሎ ብተወሳኺ ድማ ‰êDê „íXqVgñ …mk A²Vgñ ²élኤ }©M‹V[ï¥gñ D‘é·ïmk}¹Êq sï\oÊDê K²ªï }M©öB\]} § ኸ•‘é};ቦታ፦ Abrar […]

ደምዳሚ መግለጺ 2ይ- ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

15-21 መጋቢት 2011 አዲስ አበባ   ህዝቢ ኤርትራ አብ ዝሓለፈ ክፍሊ ዘመን ምስቲ ኹሉ አህጉራዊ ሽርሕታት አንጻር ባህግታቱ ምእንቲ ሃገራዊ ናጽነት፡ አብነታዊ ዝኾነ ህዝባዊ ሓርነታዊ ኩናት ብምክያድ እስትራተጂካውን ማእከላውን ዕላምኡ አብ ምሕራር መሬቱ ካብ አርዑት መግዛእቲ ዝተጎናጸፈ ይኹን ደኣ’ምበር፡ ስርዓት ኢስያስ አፈወርቂ ነዚ ክቡር መስዋእቲ’ዚ ብምኽሓድ አንጻር ንጹህ ህዝብና ኩሉ መልክዓት ጨቖናን ዓፈናን አብ ልዕሊኡ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net