Author Archive
Stories written by admin

Eritrean National commission For Democratic Change Melbourne Australia

To every Eritrean who seeks democratic change and justice in Eritrea. As part of its ongoing worldwide activities,  the Eritrean National commission for Democratic Change  ( Australia Branch)  is hosting a public meeting in the city of Melbourne to inform as well as engage all Eritreans for change. You are all welcome please be on […]

Public meeting Report of National Commission for democratic change-Sweden

By ENCDC Sweden The public meeting announced in internet and other media communication since three weeks ago by the Eritrean commission for democratic change- Sweden Branch where a major part of the political, civil organizations and individuals participated has been conducted successfully in the city of Stockholm.

ጸብጻብ አኼባ ሃገራዊ ኮሚስዮን ንደሞክራስያዊ ለውጢ- ስዊደን ብኣባላት ኮሚስዮን

ብመሰረት እቲ ቅድሚ ሰለስተ ሰሙን ኣቢሉ ኣብ መርበብ ሓበርታታትን ብስልክን ብኢመይልን ዝትዘርግሔ መጸዋዕታ ሕዝባዊ አኼባ ትማሊ ቀዳም ዕለት 16 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ስቶክሆም ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ካብ ፖሊቲካዊ ውድባትን ብርገሳዊ ማሕበራትን፣ ውልቀ ሰባትን ዝተሳተፍዎ ኣኼባ ኮሚስዮን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ተኻዪዱ። እቲ ኣኼባ ካብ ሰዓት  ሰለስተ ጀሚሩ ክሳብ ሰዓት ሾሞንተ ናይ ምሽት ተሰላሲሉ።

ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣካል ኣጽኒቱ ኤርትራዊ መንፈስ ንምጽናት ይስጕም ኣሎ !

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 15 ጥቅምቲ 2010 ኤርትራዊ ኩነታት ተላዒሉ ብምሕደራ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ጃንዳ ህ.ግ.ዲ.ፍ ክዝረብ እንከሎ ኣብ መብዛሕትኡ ነጻነቱን መሰሉን ተመንጢሉ ፍትሒ ዝሰኣነ ህዝቢ ይበሃል። እወ ህዝቢ ኤርትራ ንነጻነቱ ዝኸፈሎ ከቢድ መስዋእቲ፡ ዝሓለፈ መሪር ተጋድሎ 30 ዓመት ንሙሉእ መሰሉን ነጻነቱን ብተንኰላትን ሽርሕን ኢሰያስ ኣፈወርቂ ምስ ጉጅለ ህ.ግ.ዲ.ፍ ከም ዓለሙ ከይምነ፡ ከይዛነ፡ ከይሓርስ ከይነግድ፡ ከይመሃር ከይስልጥን […]

ትያትሮ ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣስመራ

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 14 ጥቕምቲ 2010 ካልእይ መወዳእታ ክፋል መንግስቲ ፈልስጢን ኣየድልን እዩ። መንግስቲ እንተደለዩ ከኣ ምስ ህዝቢ የርዳኖስ ሓደ ኮይኑ መንግስቲ መስሪቶም ክቅጽሉ ይግባእ ኢሉ ኢሰያስ ኣፈውርቂ። ጕዳም ዘረባ። ጽቡቕ ንባብ። ልኡኽ ኣፍቶን ብላደት ጋዜጠኛ ዶናልድ ቡስትሮም ካብ’ቲ ውዕል ዝኣተወሉን ቆጸራ ዝተዋህበሉን ድሕሪ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ትጽቢት ምስ ምልካዊ መራሒ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ተራኺቡ። ዶናልድ ቡስትሮም […]

መቐጸልታ ህዝባዊ ኣኼባታት ኣብ ከተማታት ሰሜን ኣመሪካ

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ራህዋን ደቂ-ሃገር፤ መቐጸልታ ናይ’ዚ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝላባዕ ዘሎ ናህሪ ህዝባዊ ማዕበል ኤርትራውያን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፣ ኣብ’ዚ ቅንያት’ዚ ድማ ኣብዞም ዝስዕቡ ከተማታት ህዝባዊ ኣኼባታት ክካይድ እዩ። ኩሉኹም ደለይቲ ሰላምን ፍትሕን ኣብዚ ኣብ ከባቢኹም ዝካየዱ ክትሳተፉን ክትላዘቡን ካብቶም ኣብ’ቲ ዋዕላ ዝተሳተፉ ድማ ምስክርነቶም ክትሰምዑን ሕቶታትኩም ከተቕርቡ ብኽብሪ ትዕደሙ። ኣባላት ኮምሽን ድማ ናብ ህዝብ […]

Las Vegas Public Meeting

On September 29, 2010 a general public meeting was held in Las Vegas.  The main agenda was a report about the National Conference for Democratic change held in Addis Abeba.   Out of the two hours time allotted for the meeting Saad M. Musa, ENDC member, spoke for twenty minutes covering the activities of the conference– […]

ቅልዕቲ ደብዳበ : ንኣባላት መሰጋገሪ ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

ዝኸበርኩም ኣባላት መሰጋገሪ ማእከላይ ባይቶ፣- ፈለማ ናይ ቃልስን ጽንዓትን ሰላምታይ ብምቕዳም ኣብ እተሰላስልዎ ሃገራዊ ዕማም ዓወት እምነየልኩም፣፣ ቀጺለ ነዛ ቅልዕቲ ደብዳበ ክጽሕፈልኩም ዘገደደኒ ምኽንያት ከምቲ ኩላትና እንፈልጦ ብመሰረት እቲ ኣብ ምትሕንፋጻዊ ኮንፈረንስ ሰልፍና ዝተኣትወ ውዕል፣ እዚ መሰጋገሪ ማእከላይ ባይቶ ሰልፍና ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ሰለስተ ወርሒ ብኣቦ-መምበር ሰልፊ ብፓልቶክ ኣኼባ ክግበረሉ ዝብል ኢዩ ዝነበረ፣ ይኹን’ምበር ዛጊት ካብ […]

ትያትሮ ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣስመራ

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 13 ጥቕምቲ 2010 ቀዳማይ ክፋል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ኣፍቶን ብላደት ዝተባህለ ጋዜጣ ልኡኽ ናብ ኣስመራ ኸይዱ፡ እቲ ጋዜጠኛ ካብ ሽወደን ክብገስ እንከሎ ንሰበ ስልጣን መላኺ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ክዘራረብ ብፍላይ ምስ ፕረሲደንት ቃል መሕተት ከካይድ ከም ዝዀነ ተፈሊጡ ቆጸራ ተታሒዙ ምስ መሳርሕቱ ተበጊሱ። ኣብ ኣስመራ ምስ በጽሐ፡ ብዘይካ እቶም ምስ ጋዜጠኛ ዝራኸቡ ተለኣኣኽቲ […]

National Fund to Support the First Generation of the Eritrean Revolution

Invitation to Attend Annual General Meeting. In line with the principle of transparency, freedom of information and the importance of benefiting from suggestions by members of the Fund, the administrative committee invites you to attend the first general meeting. In the meeting, we will discuss what have been achieved so far, and also discuss future […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net