Q & A with Eritrean scholar Nunu Kidane What does the word “independence” mean for Eritrea, one of the world’s youngest nations? Eritrea has been free from colonial rule for twenty years. But did independence make Eritreans free? Mario Furloni speaks with Nunu Kidane, an Eritrean scholar and director of the Priority
May 7 2010 | Posted in
News |
Read More »
ድሕሪ እቲ ብሰለፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ፡ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ናይ ዘይምስታፎም ዝወጸ መግለጺ፡ ካብ ዝተፈላለየ ሃገራት፥ እወ ኣሎና ንሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝብል ድሉውነት ይረአ ኣሎ። ንሱ ጥራሕ ኣይኮነን፡ ንኣብነት ኣብ ጀርመን፡ ሆላንድ፡ ስዊዘርላንድ ኣብ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ኣባልነት ዘይብሎም ጉዱሳት ደቂ ሃገር ዝሳተፉወን ሽማግለታት ቖይመን፡ ንሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ከዐውታ ስራሓተን […]
May 7 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
Since its inception on in October 2008, the Eritrean Movement for Democratic Governance (EMDG) had posted several position papers, including its program and political statements. The core belief of land ownership from an adi perspective, the refugee issues and their return to their homeland, advocacy for human rights, good governance, market economy, political pluralism, and […]
May 7 2010 | Posted in
News |
Read More »
Even the most formidable obstacles to education pale in comparison to the arrest, imprisonment and torture that students living under oppressive regimes may have to endure. The courage and dreams of Semere Kesete, born in the African state of Eritrea, launched him from a harsh desert prison to a master’s degree in social justice and […]
May 6 2010 | Posted in
News |
Read More »
ኣቦ መንበራት ሾሞንተ ወተሃደራዊ ክንፍታት ዘለዎም ውድባት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ህዝብና ኣብ ትሕቲ ዲክታቶሪያዊ ስርዓት ህግደፍ ክሕልፎ ዝጸንሔን ዘሎን ሓሰረ መከራን ንሃገርና ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደጋን ብዕምቆት ተመያይጦም፡፡ በዚመሰረት እዚኦም ኣስማቶም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ውድባት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ተኸታታሊ ኣኼባታት ከካይዱ ድሕሪ ምጽናሕ ሎሚ 04 ግንቦት 2010 ኣብ ክሊ ሓደ ናይ ሓባር ወተሃደራዊ ስትራተጂን ሓበራዊ […]
May 6 2010 | Posted in
News |
Read More »
ብኣንቶንዮ ተስፋይ 28 ሚያዝያ 2010 ሳልሳይ መወዳእታን ክፋል ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይን ካልእይን ክፋል ንጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ኣመልኪተ፡ ዕላማታት ሃገራዊ ዋዕላ፡ ኣገባቡን ብሓፈሻ ኣብ ገለ ውሑዳት ገጻት ኣስፊረ ሓሳባተይ ገሊጸ ነይረ። ዕላማታትን፡ ሃገራዊ ዋዕላ ክኽተሎ ዘለዎ ኣገባብ ኣብ ሰለስተ ክፋል መቒልካን፡ ብክልተ ሰለስተ ገጻት ገሊጽካ ዝወዳእ ከም ዘይኮነ እኣምን። ይኹን’ምበር ነቲ ተተመኒዑ፡ ተተመንጢሉ ንኽግበር
May 6 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ብኣንቶንዮ ተስፋይ 28 ሚያዝያ 2010 ካልኣይ ክፋል እቶም ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ወርሒ ሓምለ 2010 እንተዘይተኻይዱ እንዳበሉ ዝፍክሩ፡ ክሳብ’ዚ ሕጂ ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላ ንዘቕርብዎ ትሕዝቶ መግለጺታቶም፡ ዘይምርድዳእ ኣብ ግዜ ዝተደረተ፡ ናይ ግዜ ሕቶ ከኣ ከም ዓብይ ኣጀንዳ ኣስፊሮም ፍልልይ ከም ዘሎ’ዮም ዝዛረቡ።
May 6 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ሕብረት ኤርትራውያን/ ስዊደናውያን ብርገሳውን ፖሊቲካውን ተቃወምቲ ውድባት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም፣ ብምኽንያት መበል 19 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ፣ ሕዝብና ድሕሪ ናጽነት ኣብ ትሕቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ዝረኽቦ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባራትን ሕሰምን መከራን፣ ስደትን ሕልቂትን ብሓደ ሸነኽ ከምኡ ድማ ናይ ዝሓለፈ ናጽነታዊ ቃልሲ ሕዝብና ብዘዔወቶ ሃገራዊ ናጽነት መረቱ ንምዝካር ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ምሳና ሓቢርኩም ክተብዕሉ ብኽብሪ ንዕድም […]
May 6 2010 | Posted in
News |
Read More »
Source: Reuters * Opposition figures say ethnic groups targeted * Says strong military front ready in six months * Government says rebels have betrayed Eritrea By Jeremy Clarke NAIROBI, May 2 (Reuters) – Eritrean rebel groups are building a joint military front to depose a government they say is pursuing ethnic persecution and becoming a […]
May 3 2010 | Posted in
News |
Read More »
ብኣንቶንዮ ተስፋይ 27 ሚያዝያ 2010 ቀዳማይ ክፋል 1.ተደላይነት ዋዕላ 2.ኣገባብ ዋዕላ 3.ሕጋውነት ዋዕላ ሃገራዊ ዋዕላ ብገደብ ግዜ ድዩስ ወይ ብዕላማ’ዩ ዝፍረድ፡ ገምጋምና ኣብ ግዜ ድዩስ ወይ ኣብ ትሕዝቶ ሃገራዊ ዋዕላን ኣገባብቱን ይኹን ሕጋውነቱ’ዩ ከዛርበና ዝግባእ፡ ንዝብል ኣብ ሰለተ ከፊለ ሓሳበይ ከስፍር እፈቱ። ቅድሚ ዕለት ምሕንጻጽ፡ ፖለቲካዊ ዕላማታት ሃገራዊ ዋዕላ ምሕንጻጽን ምቕማጥን ኣገዳስነት ኣለዎ። ህዝቢ ብዛዕባ […]
Apr 28 2010 | Posted in
Articles |
Read More »