Author Archive
Stories written by admin

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ (4)

ራብዓይ ክፋል ብዛዕባ ኩነታት ናይዚ ወታሃደራዊ ክፍሊ ክገልጽ ከሎ ፣ ሓፈሻኡ ኩሉ ከበሳ ዘጠቃለለ     ኣውራጃታት ኣከለጉዛይን ሰራየን ሓማሴንን ምብራቃዊ  ገማግም ባሕሪ ኣከለጉዛይ ፣  ምዃኑ ገሊጹ ። ሓይሊ ጸላኢ ጦር ሰራዊት ኮነ ካልእ ወታሃደራዊ ሓይሊታቱ  ፖሊስ ፣ ኮማንዶስ ፣ ከተማ ኣስመራ ሓዊስካ ቀንዲ መደበራት ጸላኢ ዝርከቦ ክፍሊ እዩ ። ብተወሳኺ ጸላኢ ኣብ ፈቀዶ ዓድታት ንህዝቢ ( […]

ክፉት ደብዳበ ንኹሎም መራሕቲ ፖለቲካውያን ውድባት

ሃቐና ናይዚ ክፉት ደብዳበ’ዚ ነቶም ኣስማቶምን ኣድራሽኦምን ክንረኽቦ ዘይከኣልና መራሕቲ ፖለቲካውያን ውድባት ንምብጻሕ እዩ። ተመሳሳሊ ትሕዝቶ ዘለዎ ደብዳበ ናብ አብ ታሕቶ ተጠቒሶም ዘለዉ 20 መራሕቲ ውድባት ተላኢኹ’ሎ።   ርእሰ ጉዳይ፡ ሕዝቢ ዝሰረቱ ህዝባዊ ቃልሲ (Grass-Root Movement) ንደምዳሚ ዓወት   ኣቐዲምና ሕውነታውን ሃገራውን ሰላምታና ነቕርበልኩም።  ብምቕጻል፡ ንምድሓን ህዝቡኹምን ሃገርኩምን እትገብሩዎ ዘለኹም ተወፋይነት ከነመስግነኩምን ከነድንቐኩምን ንፈቱ። ሎሚ […]

Can the EriMedrek and the United Eritrean Democratic Front placate the opposition?

” Moving forward by honouring the past“    By Fesseha Nair Managing conflicts requires far-sigheted leadership. Are the leaders of the Erimedrek and the UEDF well prepared to do this job? How much are they free partisan politics? The role of facilitator must be clarified based on the concepts of neutrality and impartiality.   The demand […]

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ – ሳልሳይ ክፋል

ራብዓይቲ ክፍሊ ጉዕዞኣ ብወገናት ከረን ብመሬት መንሳዕ ክኾውን ስሌ ዝወሰነት ኣብ ከባቢ ምሕላብ ፣ቁሩሕ ዝተባህለ ቦታ ብዕለት 15/9/1965 ጹዕጹዕ ውግእ ኣካይዳ ። ንጸላኢ ዘርዓዱ ጥይት ምስ ተወደኦም ብሶንኪ ንጸላኢ ዝገጠሙ ንዘለዓለም ዘይርሳዕ ትምህርቲ ዝሃቡዎ 21 ስዉኣት ከም ምኽትል መራሕ ራብዓይቲ ክፍሊ ዓብደላ ባረን ተጋዳላይ ጃብር ዖካን ተሰዊኦም ። ካብ ጸላኢ ካብ 80 ዘይውሕዱ ተቀቲሎም ። […]

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ – ካልኣይ ክፋል

ሓምድ ቀጽሉ ፣ ካብ ወገናት ባጽዕ ንባርካ ተመሊሰ ካብኡ ከሰላ ኣቲየ ምስ ስዉእ ሳቤ ተራኽቤ ዳግም ንሜዳ ተመሊሰ ኣብተን ኣሃዱታት ተጸምበርኩ ። እዚ ድማ ብ1964 እዩ ነሩ ይብል ። መን እዩ እቲ ምስ ስዉእ ጣህር ሳልም ኮይኑ ዝላኣኸካ ዑስማን ኣደም ንዝብል ሕቶ ክምልሽ ከሎ ፡ ዑስማን ኣደም ኣባል ፖሊስ ኤርትራ ዝነበረ ኮይኑ ምስ ብጻዩ ስዉእ […]

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ ምኽትል መራሕ ሳልሰይቲ ክፍሊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራን ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ሰልፈኛታቱን፣  ኣብቲ ሕጂ ዝነብረሉ ዘሎ መደበር ስደተኛ`ታት ሱዳን ፣ ምስኡ ኣብ ዝተገብረ ርኽክባት ፡ ብዛዕባ ኣብ ሰውራ ምስላፉን ፍሉይ ተሞክሮ ሳልሰይቲ ክፍሊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራን የዘንቱ ። ብዓብደላ ሓሰን ቀዳማይ ክፋል ሓጽር ታሪኽ ህወቱን ከመይነት ኣጀማመራ ቃልሱን ፡ ተጋዳላይ ሓምድ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ

ዝኾነ ሃገራዊ ዕዮ ብፍላይ ዝተፈላልየ ዝምባሌታት ዘለዎም ሓይልታት ኣብ ዝሓቖፈ ልፍንቲ ንምዕዋቱ ብርክት ዝበሉ ዓቕምታትን ተሞከሮታን ዝሓትት እዩ። ኣብ’ዚ መዳይ እዚ ከኣ፡ ኣሽንኳይዶ በወሳነንት ኣብ ስደት ኮይና ንደሞክራስያዊ ለውጢ እንቃለስ ዘለና ተቓወሞን ንምዕዋት መደባቱ ብብርክት ዝብሉ ዘይሓገዝቲ ኩነታት ዝተኽበን፡ ኣብ ዝተረጋግአ ኩነታት ዘለዋ ብርክት ዝብላ ሃገራት ዝተለምኦ መደባት ኣብ ምዕዋት እውን ዕንቅፋት ከም ዘጋጥመን ዝፍለጥዩ። […]

ስርዓት ህግደፍ ወለዲ ናይ’ቶም ኣብ ኢማራት ዓረብ ትምህርቶም ዝወድኡ ኣሲሩ።

ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኮለጅ ሓይሊ ኣየር ኸሊፋ ቢን ዛይድን ኣብ ኮለጅ ሓይሊ ባሕሪ ራሽድ ቢን ሰዒድ ኣል-መክቱምን፣ ካብ ኤርትራ ተላኢኹም ትምህርቶም ዝወድኡ ኤርትራውያን፣ ንሃገሮም ሰለ ዘይተመልሱ፣ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ፣ ብጀካ ኣብ ዞባ ማእከል (ኣስመራን ካባቢኣን) ኣብ ኩሉን ካልኦት ዞባታት ኤርትራ ንወለዲ ናይ’ቶም ዘይተመለሱ ዝተመረቑ ተማሃሮ ከም ዝዳጒነን ንብረቶም ክህግሮ መዲቡ ምህላዉን ምንጭታት ግንባር […]

Rally against PFDJ festival in Stockholm SM

Important Public Announcement Democracy activists are planning to demonstrate against the PFDJ festival in Stockholm. This festival is being used by the regime as a source of income and for propaganda purpose claiming that there are many who support the regime. Now that the wind of change in blowing all over the world in favor […]

How COIE investigated the tyrant’s ruthless claim that nothing was wrong in Eritrea to cause mass exodus

The tyrant as the son of the Eritrean revolution was given all support and good advices on how to improve his transitional governance of the country. But the day he decided to crack down on all innocents including the elderly, the G-15, the journalists and all pro-democracy elements, the tyrant revealed his true inner wicked […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net