ኣገዳሲ ሓቤረታ ንደለይቲ ፍትሒ
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጨንፈር ስዊዘርላንድ ንዕለት 01/10/2016 ብላዕልዋይ ኣመራርሓ ዞና ኤውሮፓ ግሃድኤ – ሕድሪ ዝምራሕ ህሉው ኩነታት ውድብን ሰራዊትን ዝምልከት ሰፊሕ መብሪሂ ክህቡ ስለዝኮኑ፡ ኣብዚ ኩፉት ህዝባዊ ሰሚናር እዚ ኩሉ ጉዱስ ደላይ ፍትሒ ንኽሳተፎ ብክብሪ ንዕድም::
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጨንፈር ስዊዘርላንድ ንዕለት 01/10/2016 ብላዕልዋይ ኣመራርሓ ዞና ኤውሮፓ ግሃድኤ – ሕድሪ ዝምራሕ ህሉው ኩነታት ውድብን ሰራዊትን ዝምልከት ሰፊሕ መብሪሂ ክህቡ ስለዝኮኑ፡ ኣብዚ ኩፉት ህዝባዊ ሰሚናር እዚ ኩሉ ጉዱስ ደላይ ፍትሒ ንኽሳተፎ ብክብሪ ንዕድም::
The Eritrean opposition formed, on March 12, 1999, a political alliance with the purpose to strengthening their information-sharing and improving their relationship with the people by discussing their strengths, weaknesses, opportunities and threats as well as to achieve common goals. From the start the opposition members’ sitting at one table has helped them to facilitate […]
ስርዓት ህግደፍ ነቲ ኣጥሚኻ ግዛእ ዝመትከሉ ዓንዳሪ ኣካይድኡ ግሁድ ብምግባር፡ ነዚ ዝቕጽል ዘሎ ጽቡቕ ክራማት ፍረ ንኽርከቦ ንሓረስቶት ሃገርና ኣብ ክንዲ ምትብባዕ እሞ ብኡ ኣቢሉ ብበረኸት ሕርሻ ንህዝብና ዘረጋግእ እቶት ዝኽዕብትን ብኡ መንጽር ድማ ዕዳጋታት ሃገርና ኣብ ምርግጋእ ተርኡ ዝጻወትን፡ ብምኽንያት ካብ ኣባል ስድራቤት ሓረስቶት ሃገርና ስግረ-ዶብ ከይድኩም ዝብል ጸቓጢ ምሕደርኡ፡ ኣብ ነብሲ ወከፍ ገጠራት […]
ኣደራዕ ባርነት ምልኪ ናይ ባዕዳውያን ኣብ ገዛእ መሬትና ኣብ ዘንጠጠየሉ እዋን መታን ከጥዕምና ምታን ክርህወና
Hummed Neberai Scholarship (HNS) For Academic Excellence and Development of Leadership Skills The descendants of the late Hajj Hummed Ibrahim Neberai of Keren, Eritrea, would like to announce a scholarship fund that is dedicated to academic excellence and the development of leadership skills among Eritrean youth.
ብ ብርሃነ ገብረመድህን ዓለምና ብመሰረቱ መድረኽ ቃልሲ ስለዝኾነት ንፍሉይን ብዙሕ ውረድ ደይብ ዝጠልብን ዕላማ ጥራይ ዘይኮነስ ነታ ዕለታዊ ናብራኻ መሊኽካ ንኽትነብርውን እንተኾነ ዓቕምኻ ብዝፈቕዶ መጠን ዘዋጻኣካ መገዲ መሪጽካ ኢኻ ንናይ ሂወት ብድሆታት ክትሰግሮ እትጽዕር። ውልቃዊ ወይከኣ ስድራቤታዊ ሓላፍነት ስለዘለካ የዐውተኒ ብዝበልካዮ መገዲ ትጓየ። ጸገማት እንተኣጓነፈካ ከኣ ኣማራጺታት ተናዲ። ሓላፊ ስድራቤት እንተዄንካ ኩሉ ግዜ ምስ ስድራኻ […]
Every year, on the Eritrean Revolution day, it is customary for most of the Eritrean political organizations/groups to report their year-end accomplishments and to proclaim plans for the coming year on how to fortify their fights against the enemies of the Eritrean people. The priority of these organizations/groups is to ensure the continuation of […]
” One approach to overcome barriers is to set the personalities aside and discuss on isseus instead of personalities.” Nelson Mandela By Fesseha Nair I have read some papers presented by the invited academics and activists in workshop organised by EPDP under the theme, ” Trust Building” Some of the papers presented at the […]
አዛበእ ዓድና እምብዛ ገርጊሮም ወግሐ ጸብሐ ዝⷅሩ ሕብሮም ሓሶት ክዛረቡ ምንም ዘየሕፍሮም ግርጉራት አዛበእ እከይ ግብሮም ናይ ቀደም አዛበእ ይዘምቱ ብለይቲ ናይ ሎሚ ግን ዋላ ብመዓልቲ ጨሪሶመን ንከብቲ ዕባራ ስብሕቲ መስኪናይ ዓኻይ ጥሪቱ ምሰአነ አደዳ ጥሜትን ሰእነትን ኮነ ግርግርቲ ዝቢኢ ምስ ክልተ ደቃ ናብ ደንበ አተወት ማዕጾ ፈንቂቃ ንዝደቀሳ እንሣሳ ኧእቲዋ ፋሕ ብትን ሓደ ሰብ […]
By Fesseha Nair The nature of the Eritrean political conflict has never changed since the birth of Eritrean nationhood during the 40th both in its subject matter in the form of its expression. Looking at the discussion going on the Eritrean cyberspace media and other platforms reminds us there is no differnce between the […]