ግሃድኤ-ሕድሪ ዞባ እስራኤል ሰሚናር ኣካይዱ፡ ነቲ ዞባ ወኪሎም ኣብ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ዝሳተፉ ኣባላት መሪጹ።
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ዞባ እስራኤል ዕዉት ሰሚናር ኣኻይዱ፡ ግሃድኤ-ሕድሪ ንካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ይቀራረበሉ ኣብዘሎ እዋን ብዕለት 15 ጥቅምቲ 2016 ኣብ ሰዓታት…
Author
3,028 stories published
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ዞባ እስራኤል ዕዉት ሰሚናር ኣኻይዱ፡ ግሃድኤ-ሕድሪ ንካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ይቀራረበሉ ኣብዘሎ እዋን ብዕለት 15 ጥቅምቲ 2016 ኣብ ሰዓታት…
እዚ ብኣኼባ ኣባላት ማእከላይ ሽማግለን መራሕቲ ዞባ ሰሜን ኣሜርካን ዝተጀመረ ኮንፈረንስ ኣቦ መንበር ኤስደለ ኣቶ ዮሃንስ ኣስመላሽ ንኣጠቓላሊ ኣተሃላልዋ ውድብናን ናይ ኣዋኑ መደባትናን ዝሓበረ…
ብፍስሓ ናይር ስለምንታይ ኢና ፍትሒ ይንገስ ምልኪ ይልገስ ንብል? ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ሓደ ባርባራዊ ስርዓት፣ ንሰብኣዊ መሰላት ዝጥሕሰን፣ ንሕልና ወድሰብ ዝቀትል፣ንባህርያዊ ክብረትን…
ዕዙዝ ሕውነታውን ገድላውን ሰላምታና ብድሕሪ ምቕዳም፡– ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ኣቲናዮ ዘለና ተሃዋሲ መድረኽ ቃልስን ኣገጣጥምኡን ብዝምልከት ንዓሚቕ ሃገራዊ ዘተን ልዝብን ሰፊሕ ህዝባዊ…
Economic troubles that have seen protests by tens of thousands of citizens clashing with police violently have not prevented Zimbabwe from attaining a better…
እቲ ኣቀድም ኣቢሉ ብመራኸቢ ብዙሃን ተሓቢሩ ዝነበረ ህዝባዊ ሰሚናር ብዕለት 01/10/2016 ኣብ ሃገረ ሲውዘርላንድ ከተማ ሉዘርን ከምዝተኻየደ ካብቲ ቦታ ዝመጸና ርጡብ ሓበሬታ የረድእ። እቲ…
By Fesseha Nair This article will deal with learning in partnesrhip building inside the Eritrean opposition diaspora either they are political or civil…
Several news sources affirmed that the Saudi Arabian-led Coalition planes have indiscriminately and deliberately hit Eritrean Afar civilian small fishers’ men’s boats near the…
Network of Eritrean Women (NEW) conducted its third Symposium in Rome Italy from 16 – 18 September 2016. The Symposium lasted for three days…
ገዲም ተጋዳላይ ሓውና ዑስማን ኣሕመድ ፥ ኣባል ምምሕዳር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ መደበር ከሰላ ( ሱዳን ) ብዝጸንሖ መውጋእትን ፥ ስዒቡ ዝመጽኤ ሕማማትን ንነዊሕ እዋን ብጽንዓትን ትዕግስትን ክቃለሶ ድሕሪ ምጽናሕ፥ ብዕለት 26-09-2016 ብሞት ስለዝተፈልየና ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ ። ንሕና ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ - ጨንፈር ሆላንድ ከቢድ ሓዘን እንዳተሰምዓና ፥ ንሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፥
