Author

farajat

3,028 stories published

News

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ኣብቲሕቲ ጭርሖ ’ቃልስና ምእንቲ ድሕነት ህዝብናን ሃገርናን ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት’’ ብዝብል ብዕለት 06 ሕዳር 2016 ኣብ ከተማ ሎንዶን ዑውት ሰመናር ኣካይዱ።

ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ እተፈላለየ ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ ዝተረኽብዎ ስፊሕ ስመናር ኣካይዶም።  ኣክባ ብዝክሪ ሱው’ት ድሕሪ ምጂማሩ፡ ኣቦ ወንበር ዓባይ ብሪጣንያ ብጻይ…

By farajatPublished
Articles

ናይ 1973 ዝነበር ምንቅስቓስ

በዚ ተሰማሚዖም ድማ ነዞም ዳሕረዎት 7 ሰባት ጸውዑና’ሞ እቶም 11 ተጋደልቲ ተራኸብና። ብዛዕባ እንዛረበሉ ኣርእስቲ ከአ ተላዒሉ፣ አብ ውሽጢ መሪሕነት ዘሎ ዘይምቅዳው ንምርኣይ - መሪሕነት ክጽውዑ ምዃኖም ድማ በርሃልና።እሞ ክንሰምዖም እዚ ኩሉ ዝግበር ዕግርግር ናቶም ዘይምስምማዕ ኢዩ’ውን በሉና። ካብዚ መሪሕነት ተጸዊዖም መጹ። ኣብ’ቲ ግዜ’ቲ ኣቦ-መንበር ከይገበሩ ከኣ ዘረባ ብወዲ ፈንቅል ተጀመረ። በራኺ ፈንቅል፡- መሪሕነትንሕና ኢና ጸዊዕናኩም ዘሎና፣ ኣብ መንጎኹም ዘይምስምማዕ ዘሎ ኩሉ ገልጹልና በሎም። ካብዚ ኢሰያስ ከም’ዚ እናበለ ዘረባኡ ጀመረ።

By farajatPublished
Articles

ህዝብናን ማሕበራዊ ጸጥታኡን

ህዝቢ ኤርትራ መሓልፎ ሎሚ – ማለት ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ብረታዊ ሰውራ አካይዱ ልኡላውነት ምጕንጻፉ – ተራእዩ ዘይፈልጥ ጸጥታዊ ጸገም አለዎ። መነባብሮ ህዝብና ብጥሜትን ውግእን…

By farajatPublished
Notices

Melbourne Rally

Melbourne Rally to support the report of UN Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea. We to call upon the UN security Council…

By farajatPublished
Notices

ኣብየት!!ኣብየት!!!ክቡር ኣቶ ባን ኪ ሙን!!!!! ዋና ጸሓፊ፡ ሕቡራት መንግስታት፡ ዓለም።

ኣብ ስደት እንነብር ኤርትራውያን፡ ኣብየት!! ኣብየት!!!!ኣብየት!!!ስለ ዝግበር ዘሎ ገበናት፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝብና፡ ብሰበስልጣን፡ መንግስቲ ኤርትራ። ንኩሉኹም ወከልቲ፡ ኣባላት ሕቡራት መንግስታት ዓለም።…

By farajatPublished

Search the site

Back to top