(ቓል ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ። ኣብ ቖላታት ኤርትራ ብስርዓት ኢትዮጵያ ካብ ወርሒ ጥቕምቲ ክሳብ ወርሒ ጥሪ ዘካሕኪሕ ኢሰብኣዊ ቅትለትን ምብራስ ንብረትን ከም ዝተፈጸመ ኣብ ቀዳሞት ጹሑፋትናን ብኻልኦት ደቂ ሃገርን ተጻሑፉ’ዩ። ነቲ ዕለታት ህዝብናን ስቓይን ምዝካርን ነቲ ዝሞቱሉ ዕላማ ናብ መጠረሽታ ምዕራፍ ክነብጽሖ ከኣ ኣብ ቓልሲ ስለ ዘሎና ዋልታን ሞራልን ክኾኑና ናባኹም ንዝርግሖ። ጽቡቕ ዝደሊ […]
Jan 2 2017 | Posted in
News |
Read More »
መዘኻኸሪ፣ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ብትግርኛን/ዓረብን ተርጉምና ክንዝርጋሓ’ና። ሓይሳን ብሊን ቚር እና ሽፍሽፋ ንር ኤደራ ናንሲ ዪና ለበኪል እንኩርኖሉ ፋነይነዲንና ኒ ስጙሲ ጠለቕነሊ። ክቱብት ላሪ ነቀስድጝኒ ጃብስነኩንልኩም። ኮዶ ናትካ ስጙድ ሓመድነኩንሉ/ላ። ላኹክ ኒ ወረበድ ሰሄራዂ ከተቦ ፈስሮና ናጝር ድምኖ ናንሲ ሻኽኖ ወቐርነኩንኩም። እና ምጨት ኒን ከተብነጝር ታና እስጝነግር ግን ንእቢራኹ እማ ከተብነስ ባርጋ። ንግርጛ ታኒዃ ሺረላ። […]
Dec 8 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
December 2nd is an international awareness day to end slavery. On this awareness day, the world is called upon to stay awake and aware paying attention and making efforts to understand the ugly faces of slavery. Those who see and understand the sufferings of those enslaved are determined to speak out loudly denouncing the injustice […]
Dec 3 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
Many, if not most of you will have heard of HONY, Brandon Stanton’s Humans of New York website and its associated social media outlets. A little over a year ago, HONY was highlighting the plight of Syrian refugees and eliciting heart-warming compassion from its readers. I too was touched by HONEY’s reportages. I was inspired […]
Nov 30 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair The writer of this article calls for “national dialogue” before convening of ENCDC second congress that can polarize us in different groups. Dialogue is the platform that encourages diversity of thoughts and opinions but not suppressing them. It leads to mutual understanding of problems and opportunities and search for common […]
Nov 30 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ እተፈላለየ ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ ዝተረኽብዎ ስፊሕ ስመናር ኣካይዶም። ኣክባ ብዝክሪ ሱው’ት ድሕሪ ምጂማሩ፡ ኣቦ ወንበር ዓባይ ብሪጣንያ ብጻይ ኣሕመድ ዓሊ ኣሕመድ ድሕሪ ዕንቛዕ ብደሓን መጻእኩም ምባል እቲ ባይታ ብቀጥታ ንብጻይ ዓብዱ መሓመድ ጣህር ኣባል መሪሕነት ፈጻሚት ሽማግለ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣመሓላሊፍዎ። ብጻይ ዓብዱ መሓመድ ጣህር ብወገኑ ኩነታት ሃገርናን […]
Nov 14 2016 | Posted in
News |
Read More »
በዚ ተሰማሚዖም ድማ ነዞም ዳሕረዎት 7 ሰባት ጸውዑና’ሞ እቶም 11 ተጋደልቲ ተራኸብና። ብዛዕባ እንዛረበሉ ኣርእስቲ ከአ ተላዒሉ፣ አብ ውሽጢ መሪሕነት ዘሎ ዘይምቅዳው ንምርኣይ – መሪሕነት ክጽውዑ ምዃኖም ድማ በርሃልና።እሞ ክንሰምዖም እዚ ኩሉ ዝግበር ዕግርግር ናቶም ዘይምስምማዕ ኢዩ’ውን በሉና።
ካብዚ መሪሕነት ተጸዊዖም መጹ። ኣብ’ቲ ግዜ’ቲ ኣቦ-መንበር ከይገበሩ ከኣ ዘረባ ብወዲ ፈንቅል ተጀመረ። በራኺ ፈንቅል፡- መሪሕነትንሕና ኢና ጸዊዕናኩም ዘሎና፣ ኣብ መንጎኹም ዘይምስምማዕ ዘሎ ኩሉ ገልጹልና በሎም። ካብዚ ኢሰያስ ከም’ዚ እናበለ ዘረባኡ ጀመረ።
Nov 14 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
Isayas has been suiting everything to his whims commending and condemning or avoiding and compromising or admitting and denying in order to benefiting the vision for his tyranny. As powerful as he is, nothing lies outside Isayas’s power in that he shuts the door on those unwelcomed and widely opens the door on those favored. […]
Nov 12 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ወጋሕታ ዓርቢ ዕለት 28/10/2016 ጽገረዳ ዝተባህለት ኤርትራዊት ዋናኒት ”ጽገረዳ ወኪል ጉዕዞ” 36 ኪሎ ዘይተጻረየ ወርቂ ካብ ኣስመራ ናብ ዱባይ ከተህድም ብጸጥታ መዓርፎ ነፈርቲ ኣሰመራ ከም ዝተታሕዘት ካብ ኣሰመራ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። ወ/ሮ ጽገረዳ ንኣዛዚ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደየውሃንስ ከም ውሽምኡ እትፍለጥ ኣብ ናይ ንግዲ ዓለም እትዋፈር ጓል ኣንስተይቲ ኢያ። ምስኡ ብዘለዋ ቅርበት ተጠቒማ […]
Oct 31 2016 | Posted in
News |
Read More »
ህዝቢ ኤርትራ መሓልፎ ሎሚ – ማለት ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ብረታዊ ሰውራ አካይዱ ልኡላውነት ምጕንጻፉ – ተራእዩ ዘይፈልጥ ጸጥታዊ ጸገም አለዎ። መነባብሮ ህዝብና ብጥሜትን ውግእን ሰላሙ ካብ ዚጠፍኦ ዳርጋ ሓደ ዘመን ሓሊፉ’ዩ፣ ይኹን ድአ’ምበር ማሕበራውን ጸጥትኡን መኣዝን ቃልሱን ከምዚ ናይ ሕጂ ዘለዎ መኣዝኑ ስሒቱ ኣይፈልጥን። ዚዀነ ህዝቢ ሽግራቱ ንምፍታሕ ከከም ባህርያት ናይቲ ሽግራት፡ ቃልሱ ቀይሱ’ ዩ […]
Oct 31 2016 | Posted in
Articles |
Read More »