ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ስነ- ስርዓት ቀብሪ ጅግና ሓርበኛ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ።
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዞባ ኤውሮጳ ስነ ስርዓት ቀብሪ ጅግና ሓርበኛ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ንዓርቢ ዕለት 20/01/2017 ክካየድ ምዃኑ ሓቢርና ምንባርና ዝዝከር ኮይኑ፣ ብኸምዚ…
Author
3,028 stories published
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዞባ ኤውሮጳ ስነ ስርዓት ቀብሪ ጅግና ሓርበኛ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ንዓርቢ ዕለት 20/01/2017 ክካየድ ምዃኑ ሓቢርና ምንባርና ዝዝከር ኮይኑ፣ ብኸምዚ…
ንሕና ኣብ ሪያድ እንነብር ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣዝዩ ዘሰንብድ ወረ መስዋእቲ መራሒና ኣቦ መንበር ዶክቶር ሃብተ ተስፋማርያም ብምስማዕና መሪር ሓዘን ተሰሚዑና። ሞት…
ስነ ስርዓት ሓመድ ድበ ጅግና ሓርበኛ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ንዓርቢ ዕለት 20/01/2017 ሰዓት 11 ኣብ ከተማ ቦን ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክፍጸም ምዃኑ ንሕብር። ዝርዝር…
Eritrean Solidarity Movement for National Salvation ዕለት፡ 14 ጥሪ 2017 ናይ ሓዘን መግለጺ ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ኣብ ዜና መስዋእቲ ገዲም ተቃላሳይ ዶ/ር…
ሓርበኛ ተጋዳላይ ዶክተር ሃብተ ተስፋማርያም፤ ኣቦ-ወንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብዝሓደሮ ነዊሕ ሕማም ትማሊ ዕለት 13 ጥሪ 2017 ብመስዋእቲ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዩ ምስ…
ሎሚ ዓርቢ 13 ጥሪ 2017 ሞት ሓርበኛ ሃገራዊ መራሒ ተጋዳላይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ…
ኒ ሰልፍልድ አዊልድ ብርፍዮ ኣዊል ገእ የት፡ ውራ ኣረኻ ደፍዖ ውሪ መኽሰብዲ ዔርዶ፡ አውቲ ክርስትጘ አውዲ ጨሪትሮ ኣኸት ኒ ብርፍ ጃብ ዋድሕድ ገምድጋዃ፡ ትምዮ…
