News ሓበሬታ ብዛዕባ ስነ- ስርዓት ቀብሪ ጅግና ሓርበኛ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ። By farajatPublished 17/01/20171 min read0 comments ስነ ስርዓት ሓመድ ድበ ጅግና ሓርበኛ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ንዓርቢ ዕለት 20/01/2017 ሰዓት 11 ኣብ ከተማ ቦን ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክፍጸም ምዃኑ ንሕብር። ዝርዝር መደባት ስነ ስርዓት ቀብርን ምፍናው ጅግና መራሒና ክስዕብ ስለ ዝኾነ ተኸታተሉና።
Comments