መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)
ፈጻሚ ኣካል ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ፈጻሚ ኣካልውሓኤ) ኣብ ዕለት 13-07-2021 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ። ቀንዲ ኣጀንዳ’ቲ ህጹጽ ኣኼባ ከኣ ብዛዕባ’ዚ ኣብ ትግራይ ተኸሲቱ ዘሎ ሓዲሽ ኲነታት ንምዝታይ’ዩ። ነዚ ኣመልኪቱ ፈጻሚኣ ኣካል ውሓኤ እዚ ዝስዕብ መግለጺ የውጽእ።
ፈጻሚ ኣካል ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ፈጻሚ ኣካልውሓኤ) ኣብ ዕለት 13-07-2021 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ። ቀንዲ ኣጀንዳ’ቲ ህጹጽ ኣኼባ ከኣ ብዛዕባ’ዚ ኣብ ትግራይ ተኸሲቱ ዘሎ ሓዲሽ ኲነታት ንምዝታይ’ዩ። ነዚ ኣመልኪቱ ፈጻሚኣ ኣካል ውሓኤ እዚ ዝስዕብ መግለጺ የውጽእ።
ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ብገለ ኤርትራውያን ረብሓና ምስ ኢትዮጵያ ወይ ትግራይ ኢዩ ዝብሉ ነቲ ናይ ቡዙሓን መራክቢ ዓብሊሎም ንቡዙሓት ኤርትራውያን ኣብ ምድንጋር ተዋፊሮም ይርከቡ። ሓደ ካብኣቶም ኣዚየ ዘድንቆ ጸሓፋይን መዳራይን እንተሎ ዮሰፍ ገብሪሂወት ኢዩ።ዮሰፍ ገብሪሂወት ኣብ ኣዝማሪኖ ዘውርዶ ዝነበረ ጹሑፋት ይኩን ኣብ ፓልቶክ መጺኡ ዝህቦ ፖለቲካዊ ትንተና፡ ንነዊሕ ዓመታት ኣንድነታዊ (ፕሮጀክት)ዝኣመተ ምንባሩ ብእዋኑ ብሩህ ኢዩ ነይሩ። በዚ ፍልስፍና ድሒሮም ዝመንጨው ክምባዓል ብሩህ መጻኢ፡ ኣጋዝያን፡ ትግራይ ትግሪኚ ፍርያት ናይ ዮስፍ ገብሪሂወት ክበሃል ይከኣል።
By Fesseha Nair I have been following the discussions on “ Federation and Confederation “of the EPDJ led by the self-appointed Eritrean president and its followers in diaspora Eritrea. Before dwelling to the why and how would like what these two methods or systems mean, and the organizing principles and institutions.
The EPLF and the TPLF, until early 1995, shared and believed in democratization process in their respective countries. The lesson learned the fallen government was that the Derg, as a one party rule, sought to dominate through the use of force sparking nationalists/resistance movements.
Sunday February 72021 ጽማቕ ኣቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብጻይ ማሕሙድ እስማዒል ሰንበት ለካቲት 7/2021 ምስ ኩሎም ጨነፍራት ሰምየን ኣመርካን ከነዳ ኣገዳስን እዋናውን ኣኼባ ኣካይዱ። ብጻይ ማሕሙድ እስማዒል ብመዳይ ወታሃደራዊ ጉዳይ ኣብዚ መራኸቢ ብዙሓት ንምስጢር ክንዕቅቦ ኢና ሰፊሕ መደባት ከምዘሎ ነዊሕ ዓሚቕ መግለጺ ሂቡ። ብመዳይ ፕሎቲካዊ ሑሉፍ ፍሽለትና ኣስፊሑ ክንማሃረሉ ገምጋም ብነዊሕ ኣጋላልጻ ገምጋም ንኣባላት ምስ […]
ክለሳ-ሓሳባውን ግብራውን ሓተታ ብፍስሃ ናይር መሪሕነት አብዚ ግዜዚ እቲ አገዳስን አድላይን አብ ኩሉ መዳያት ውዳቤ ናይ ሕይወትና ፣ ናይ ክሉ ሕይወትና ግላዊ ይኹን ማሕበራዊ፣ አብ ቁጠባውን፣ ፖሊቲካውን፣ ማሕበራውን፣ባህላውን ንስራሓትና ንምዕዋት አፍልጦን ትግባረን መሪሕነት አገዳሲ ኢዩ። አብዚ ዝሓለፈ 15 ዓመታት ሕዝቢ ብዛዕባ ጽንሰ- ሓሳብ መርሕነት እንታይ ምዃኑን፣ ከመይ ገርካ ድማ ጥዑያት መራሕቲ ትምህዝ፣ከም
ክለሳ-ሓሳባውን ግብራውን ሓተታ ብፍስሃ ናይር መሪሕነት አብዚ ግዜዚ እቲ አገዳስን አድላይን አብ ኩሉ መዳያት ውዳቤ ናይ ሕይወትና ፣ ናይ ክሉ ሕይወትና ግላዊ ይኹን ማሕበራዊ፣ አብ ቁጠባውን፣ ፖሊቲካውን፣ ማሕበራውን፣ባህላውን ንስራሓትና ንምዕዋት አፍልጦን ትግባረን መሪሕነት አገዳሲ ኢዩ።
By Fesseha Nair What is Grand Strategy? Why do we need it? Any organization needs a sound strategy to compete successfully, manage the performance of its activities and strengthen its prospects for long term success. The Eritrean political forces realized the importance of crafting a grand strategy and assessed their present situation, where to go […]
Mr. Redwan Hussein, the non-accredited first ambassador of Dr. Abiy to Eritrea, arrived in Eritrea holding a confirmed knowledge that Isu was the sworn enemy of the TPLF. However, during his stay in Asmara, Mr. Redwan was shocked to discover that Isu never stood Dr. Abiy and also wanted Ethiopia without Dr. Abiy.
I think main cause of the civil war in Ethiopia is how to organize the multicultural Ethiopia at local, regional and national level. Decentralized democratic federalism based on geographical territories is more preferable than ethnic federalism. Unitary centralized system of governance leader to dictatorship and dominance of one ethnic over the others-