Archive for: January, 2018

ባይቶ ሰ.ዲ.ህ.ኤ. ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ

ብዕለት 21-01-2018 ባይቶ ሰ.ዲህ.ኤ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ኣካይዱ። ዝተዋሃህደን ልዙቡን ስሩዑን ኣኼባ ከኣ ኣካይዱ፡፡ ኣብ’ዚ ኣኼባ ስሩዕ ኣኼባ ብጉዳይ ሃለዋት ህዝብን ሰልፍን፡ ሃገርናን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ዘሎ ኣህጉራዊ ኩነታት፡ ኣልዒሉ ዘትዩ። ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ሰ.ዲ.ህ.ኤ ህዝብና ኣብ ውሽጢ 26 ዓመት ብቀጻሊ ክወርዶ ዝጸንሐን ዝወርዶ ዘሎ ኩሉን እንተናዊ ጸገማት ዘይሰብኣዊ ምሕደራ፡ ዘይፍትሓዊ ማሕበራዊ ናብራ […]

Tyrant’s Interview Failed to Meet the Audience Expectation for Lack of Focus on the People’s Problems

People always expect and think that it is a perfect occasion as well a perfect way their leader raises, discusses and explains his top priorities for the year, issues of concern and the biggest problems of the country in his interview on the national TV.  But, as usual, the tyrant ignored discussing those issues and, […]

መግለጺ ብኣጋጣሚ ዓመታዊ ዝኽሪ መስዋእቲ ሓርበኛ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም

መስዋእቲ ዓቢ ሃገራዊ መራሒ ተጋዳላይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ድሮ እነሆ ሓደ ዓመት ኣቕጺሩ ይርከብ። ስዉእ ዶር. ሃብተ ብዕለት 13/01/2017 ኣብ ከተማ ቦን (ጀርመን) ድሕሪ ነዊሕ ሕማም ብመሳዋእቲ ተፈልዩና።  ሓርበኛ ስዉእ ዶር. ሃብተ ሓደ ካብ’ቶም ልሉያት  መራሕቲ ሰውራናን ውድብናን ኮይኑ፡ ምእንቲ ህዝብን ሃገርን ዕድሜኡ ብምሉኡ ዘወፈየ ሃገራዊ ኢዩ። ኤርትራ፣ ድሕሪ መሪር ቃልሲ፣ ብ1991 ነጻነታ ድሕሪ ምጉንጻፍ፣ […]

ኣውሊዔይ… ኣውሊዔይ… ኣውሊዔየ

ኣውሊዔይ… ኣውሊዔይ…  ኣውሊዔየ ኣብ ኣኽሪያ….. ሰውራ ሓርነት ተባሪዓ ኣውሊዔይ… ኣውሊዔይ…  ኣውሊዔየ ኣብ ኣስመራ…….  ሸግ ሓርነት በሪሃ *** ኣያ ሙሳ ዶ ክብለካ….. ኣቦይ ሙሳ ሸኽ ሙሳ ዶ ክብለካ…. . ሓጂ ሙሳ ኩሉ ኣስማትካ’ዩ…  ኩሉ የጥዕመልካ ምብርካኽ  ዘይትፈልጥ  ተባዕ ጅግና ኢኻ **** ጅግና እንተበልኩኻ.. . . እወ. .. .ጅግና ኢኻ ተባዕ እንተበልኩኻ.. .. . እወ.. . .ተባዕ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net