Archive for: September, 2022

ኣሜሪካ ናብ ኢትዮጵያ ልኡኽ ምልኣኽ፣ ኤርትራ ናብ ኲናት ክትምለስ ትኹንን ኢላ

ዋሽንግተን (ኤኤፍፒ)- ኣመሪካ ነቲ ዝተሓደሰ ውግእ ደው ክብል ልኡኽ ናብ ኢትዮጵያ ልኢኻ፡ ጎረቤት ሃገር ኤርትራ ኣብ ሰሜናዊ ዞባ ትግራይ ዳግማይ ናብ ግጭት ብምእታዋ ኮኒናቶ። ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ንቐርኒ ኣፍሪቃ ዝኾነ ማይክ ሃመር ኣብዚ ሰሙን መወዳእታ ናብ ኢትዮጵያ ገጹ ብምኻድ “ኩሎም ወገናት ወተሃደራዊ ስርሒታት ደው ኣቢሎም ኣብ ዘተ ሰላም ክዋፈሩ ከምዘለዎም ከመሓላልፍ እዩ” ኢላ ጸሓፊት ፕረስ ዋይት […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net