News

ስልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ጅዳ ዓውዲ-ዕዮ ትምህርቲ ንሓለፍቲ ሂቡ

ስልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ጅዳ ሓሙስ 25/11/2010 ንሓለፍቲ ዓውዲ-ዕዮ ትምህርቲ ሂቡ፡ ኣብዚ ዓውዲ-ዕዮ ትምህርቲ እቲ ኣገዳሲ ኣገባብ ምምሕዳር ፡ ከምኡ”ውን ኣገባብ ስራሕ ምስ ህዝብን፡ ኣገባብ ጽልዋ ናብ ሕብረተሰብን ንካድራት ስልፊ ተዋሂቡ።

ከምኡ”ውን ኣብዚ ምኽፋት ናይ ዓውዲ-ዕዮ ትምህርቲ  ሓው/ ኣንዋር ኢብራሂም ሓላፊ  ቤት/ጽሕፈት ሕ/ሰብኣዊ ክፍሊ ስርርዕን ሓው ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ስልፊ ናህዳ ኤርትራ ተሳቲፉ።

ተሳተፍቲ ብወገኖም ካብቲ ዝተውህቦም ዓቢ ትምህርት ብዝቀሰምዎ መሪሕነት ስልፊ ናህዳ ኤርትራ  ብተገዳስነት ካድራት ስልፈ ንምምዕባልን ከምቲ መደብ ስልፈ ዝሓንጸጾ ምትግባሩን ብጣዕሚ ኣመስጊኖም፡  ቅድሚ ሕጂ”ውን ክምዚ ዓይነት ትምህርቲ ተዋሂቡ ነይሩ።

ክፍሊ ዜና

ስልፊ ናህዳ ኤርትራ

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top