Notices

መጸዋዕታ ንህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ በርሚግሃም

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንኹሎም ኤርትራውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ዝኾንኩም ተቐማጦ ከተማ በርሚንግሃምን ሚድ ላንድን ብዛዕባ ዝሓለፉ ንጥፈታትን ዝተሰላሰሉ ዕዮን ካብ ዕማማት ኮሚሽን መብርሂ ክወሃብ ስለ ዝኾነ ኣብዚ ኣኼባ ክትርከቡ ትዕደሙ ። ከም ‘ውን ሓደስቲ ምዕባለታትን ናይ ኩነታት ኤርትራን እቲ ኮሚሽንን እንኮላይ ሓፈሻዊ ጸብጻብ ናይ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡን ናይ ዝመጽእ ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ተሓንጺጹ ዘሎ ናይ መጻኢ መደባትን ካልእ ንተቐማጦ ከተማ በርሚንግሃምን ሚድላድን ዝምልከት ንተራን ግደን ናይ ምትሕግጋዞም ምስ  ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ዝምልከቱ ኣርእስታት ክዝረበሎሚ ኢዩ።

ቦታ

 (former Fanus) Alnoor

Stratford Road 118

Birmingham

AJ1 11B

Off Bus Stop Alaman

37, 31, 5,6, 4 From City Centre take Buses No

ግዜ፣ ካብ 2 ሰዓት 2፣00 ድ.ቀ. ክሳብ ሰዓት 5፣00 ድ.ቀ.

ስለዚ ሓደራኹም ልክዕ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ግዜን ቦታን ክትርከቡ

 

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top