ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ የተቦሪ

 

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ጨንፈር የቶቦሪ ንኹሎም ኤርትራውያን ተቐማጦ የተቦሪ ብዛዕባ ዝሓለፉ ንጥፈታትን ዝተሰላሰሉ ዕዮታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ መብርሂ ክወሃብ ስለዝኾነ ኣብዚ ዝጽዋዕ ዘሎ ኣኼባ ንኽትርከቡ ብኽብሪ ንዕድም።

ዕለት፡ ቀዳም 30 ሚያዝያ 2011.

ቦታ፡ Beveringsgatan 9

ግዜ፡ ሰዓት 14፡00

ብደሓን ምጹ!

ኤርትራዊ  ሃገራዊ  ኮሚሽን

ጨንፈር የተቦሪ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=4293

Posted by on Apr 26 2011 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net