ዕድመ

መበል 50 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ሰውራ ኤርትራ ብ.ኣባላትን ደገፍትን ተ.ሓ.ኤ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪ ጣንያ ክኽበር እዩ።ኣብዚ በዓል እዚ ፕሮፈሶር ዶክቶር ተስፋጽየን መድሃንየን ካልኦት ፍሉጣት ምሁራትን ብኣካል ተረኺቦም መልእኽትታቶም ከማሓልልፉ ምዃኖም ንሕብር።

ኩሉ ብሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ዘበለ ኣብዚ በዓልዚ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም ኣሎና።
ዕለትን ቦታን ናይ በዓል ከምዚ ዝስዕብዩ።
THESTOWE CENTER
258 Harrow Road
London W2-5ES
ዕለት (24/9/2011)/ ካብ ሳዓት 15:30_ 12; ንሓበረታ ኣብዚ ዝስዕብ ቁ ጽርታት ደውሉ።/00447827960030 / 00447940718710/00447940912909

Short URL: https://english.farajat.net/?p=5761

Posted by on Sep 13 2011 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net