ምልክታ : ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኦስሎ – ኖርወይ

ተሓጋጋዚ ሽማግለ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ኦስሎ (ኖርወይ)፡ ንቀዳም ዕለት 24/09/2011 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ኣሎ፡፡ እቶም ኣብዚ ኣኼባዚ ንኽርከቡ ዕድመ ዝግበረሎም ዘሎ ነቶም ናይ ኤርትራ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣባልነት መመዝገቢ ቕጥዒ ከምኡውን እቲ ናይ መመዝገቢ ክፍሊት ገንዘብ ዘማልኡን ይኾኑ፡፡

 

ናይዚ ኣኼባዚ ቐንዲ ትሕዝቶ እቶም ንመጻኢ ማለት ወርሒ ጥቕምቲ 2011 ዝግበር ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ንህዝቢ ወኪሎም ዝሳተፉ ኣባላት ብዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ንምምራጽ ይኸውን፡፡

 

 

ኣኼባ ዝግበረሉ

ዕለት፡ ቐዳም 24/09/2011

ግዜ ፡  ሰዓት 1500

ቦታ ፡ EBBELS GATE 1 – Oslo

 

 

ብዳሓን ምጹ!

 

 

ተሓጋጋዚ ሽማግለ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ

ኣብ ኦስሎ – ኖርወይ

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=5811

Posted by on Sep 23 2011 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net