Notices ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንውህደት By farajatPublished 09/02/20121 min read0 comments ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮ 2012 ምሳና ኣምስዩ! መዓልቲ ደቂ- ኣንስትዮ ንምብዓል ዓቢ ብዓል ኣዳሊና ስለ ዘሎና ኩልኹም ምሳና ከተብዕልዎ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት፡ 10 መጋቢት ሰዓት ፡ 18፡ 00 ቦታ ፡ ቺስታ ትረፍ ብድሓን ምጹ!!!
Comments