ኣገዳሲ ሓበሬታ

 

ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን

  1. ንኣቦ-ወንበር ማእከላይ መሪሕነት፡ ሓው ዓብድልዓዚዝ ኣንዋር ከምኡውን
  2. ሓው ማሓመድ ሓቀዲን ኣባል ማእከላይ መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ

ዓዲሙ

ብዛዕባ ውጽኢት ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ መብርሂ ክህቡና ንጅምዓት ዕለት 09.03.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (11፡00 ናይ ምሸት ብናይ ኣስመራ ኣቆጻጽራ) ምሳና ከተምሲዩ ብትሕትና ይዕድመኩም። ብዳሓን ምጹ!

Short URL: https://english.farajat.net/?p=6675

Posted by on Mar 7 2012 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net