ኣገዳሲ ሕዝባዊ ሓበረታ ብሕብረት ኤርትራውያን ስዊደናውያን ንደምክራስያ
ሕብረት ኤርትራውያን/ ስዊደናውያን ብርገሳውን ፖሊቲካውን ተቃወምቲ ውድባት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም፣ ብምኽንያት መበል 19 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ፣ ሕዝብና ድሕሪ ናጽነት ኣብ ትሕቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ዝረኽቦ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባራትን ሕሰምን መከራን፣ ስደትን ሕልቂትን ብሓደ ሸነኽ ከምኡ ድማ ናይ ዝሓለፈ ናጽነታዊ ቃልሲ ሕዝብና ብዘዔወቶ ሃገራዊ ናጽነት መረቱ ንምዝካር ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ምሳና ሓቢርኩም ክተብዕሉ ብኽብሪ ንዕድም ።
ዕለት፣ ግንቦት ቀዳም 29/2010
ግዜ፣ ካብ 17.00 ክሳብ 03.00
ቦታ፣ ረስቶራንት ኦመጋ ፣ ጐደና ኣርመ ጋታን 40 ቨስትራስኩገን ኢዩ
መደብ በዓል
- ሓጺር ሰሚናር
- ቓል በዓል
- ባህላዊ ትልሂት ምስ ወናማት ደረፍትን ሙዚቀኛታትን
- መደምደምታ
ብደሓን ምጹ
አሰናዳዊት ኮሚተ
ሕብረት ኤርትራውያን ንደምክራስያ
ብርገሳውን ፖሊቲካውን ማሕበራት ስቶክሆልም
Important Public Notice
Swedish – Eritrean Partnership for Democratic Development
The Swedish- Eritrean Partnership for Democracy development –Political and civil society organizations in Sweden invites all concerned Eritreans to the 19th Anniversary of the Eritrean Independence day to commemorate the past and current sufferings of the Eritrean people under the brutal regime of one man rule, and give thanks to our gallant freedom fighters who liberated Eritrea from foreign occupation.
Date: Saturday 29th May 2010
Time: 17.00- 0300 Local time
Place: Omega Restaurant- Armegatan 40 – Västraskogen T-bana 11 or 10
Welcome All!
Organizers
Swedish –Eritrean partnership for democracy
Short URL: https://english.farajat.net/?p=698