ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሎንደን

ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ሃገራዊ ባይቶን ዞባ ኤውሮጳን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ሎንደን ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።

ዕለት፡ ሶኒ 07/05/2012
ቦታ፡ Abrar house
45 Crawford place
London, W1H 4LP
ግዜ፡ 15፡00 – 20፡00

“ብሓባር ምእንቲ ምርግጋጽ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ”

ብደሓን ምጹ!

ኣወሃሃዲት ሽማግለ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
ዞባ ኤውሮጳ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=6990

Posted by on May 3 2012 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net