ንተራን ማሕበራዊ ቦታን ዓበይትን ሽማግለታትን ዝዝቲ ኣኼባ

SEMINEAR ON THE “POWER OF ELDERS”

Mr. Eli Anderson, accompanied by Mr. Tesfay Sebhat and Dr. Maknun Ashami, is going to give a lecture on the “Power of Elders” and their social position. The lecture will focus on the erosion of cultural and social capital within which the elders in many communities must thrive.

ንተራን ማሕበራዊ ቦታን ዓበይትን ሽማግለታትን ዝዝቲ ኣኼባ

ሚስተር ኢላይ ኣንደርሰን፣ ብኣቶ ተስፋይ ስብሓትን ዶ/ር ማክኑን ኣሻሚን ተሰንዩ ንተራን ማሕበራዊ ቦታን ዓበይትን ሽማግለታትን ዝዝቲ ኣኼባ ከካይድ ኢዩ። ሎሚ ልዕሊ ዝኾነ እዋን፣ ዓበይትን ሽማግለታትን ኣብ ናይ ገዛእ ርእሶም ጸገማት ስለዝተዋሕጡ፣ (ብፍላይ ኣብ ስደት) ማሕበራዊ ቦትኦም ሃሲሱ ወይ ኣድማዒ ኣብ ዘይኮነሉ ደረጃ በጺሑ ይርከብ።

እቲ ኣኼባ ብቋንቋ እንግሊዝ ዝካየድ’ኳ እንተኾነ፣ ብቋንቋታት ትግርኛን ዓረብን’ውን ክትርጎም ኢዩ። ንኹሎም ናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ስደተኛታትን ካልኦትን (ኤርትራውያን፣ ኢትዮጵያውያን፣ ሱዳናውያን ሶማላውያን ወዘተ) እውን ክፉት ኢዩ።ብደሓን ምጹ

ندوى تحت عنوان دور الأباء تجاه جيل الشباب

بمشاركة كل من السيد/ تسفاي سبحات والدكتور مكنون ألشامي يلقي السيد/ إيلاي إندرسون محاضرة تحت عنوان دور الأباء تجاه جيل الشباب. وسوف تكون المحاضرة باللغة الإنجليزية، وسيتم الترجمة باللغتين العربية والتقرينية|. مرحباً بالجميع

المكان: ቦታ:venue;
Newtown Community Centre
Birmingham
B19 2SW
الوقت 5:30 – 2:30 ግዜ: time

Buses: 7, 8, 33 51

Short URL: https://english.farajat.net/?p=7148

Posted by on May 29 2012 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net