Notices

ርሑስ ዒድ ኣል-ፈጥር ኣልሙባረክ

ብምኽንያት ዒድ  ኣል-ፋጥር ኣል-ሙባረክ፡ ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣመንቲ እስልምና ኤርትራውያን ብፍላይ፡ ንኹሎም ኤርትራዉያን ድማ ብሓፈሻ እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም ጾምኩምን ካልእ ኩሉ ጽቡቕ
ተግባራትኩምን ረቢ ይቀበለልኩም፡ እንዳበልና ጽቡቕ ምንዮታትና ንገልጸልኩም።

: kebireuk@gmail.com

مــؤسســــة كبيــــري للإغــــــاثة
والتنميــــة

ማሕበር ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን

KEBIRE FOUNDATION FOR
RELIEF & DEVELOPMENT

 

Charity
No. 1121044

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top